ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb21 ግንቦት ገጽ 4
  • ‘ንዅሎም ነበርቲ እታ ምድሪ ስጐጕዎም’

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ‘ንዅሎም ነበርቲ እታ ምድሪ ስጐጕዎም’
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • የሆዋ ንህዝቡ ብኸመይ ይመርሖም፧
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • እምነት ዜትብዓና ብኸመይ እዩ፧
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • ካብ ሰፈር እስራኤል እንረኽቦ ትምህርቲ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • የሆዋ ንመርገም ናብ ምረቓ ይቕይሮ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
mwb21 ግንቦት ገጽ 4

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

‘ንዅሎም ነበርቲ እታ ምድሪ ስጐጕዎም’

የሆዋ ንህዝቡ ኣብ ምድሪ ተስፋ ኼዐንቅፎም ዚኽእል ዝዀነ ይኹን ነገራት ኬወግዱ ኣዚዝዎም እዩ (ዘሁ 33:52፣ w10 1/8 23)

የሆዋ ነቲ ንምድሪ ተስፋ ኺርስተይዋ ዝገበርዎ ጻዕሪ፡ ምሉእ ብምሉእ ባሪኽዎ እዩ (ዘሁ 33:53)

እስራኤላውያን ንጸላእቶም ምሉእ ብምሉእ እንተ ዚስዕርዎም ነይሮም፡ ጸገማት ኣይመጋጠሞምን (ዘሁ 33:55, 56፣ w08 15/2 27 ¶5-6፣ it-1 404 ¶2)

ንየሆዋ ምእንቲ ኸነሐጕሶ፡ ንዅሉ እቲ ብመንፈሳውን ብስነ ምግባራውን መዳይ ኬርክሰና ዚኽእል ነገራት ከነወግዶ ኣሎና። (ያእ 1:21) የሆዋ፡ ምስ ሓጥእ ዝንባለታትና ኽንቃለስን ነቲ ናይዛ ዓለም እዚኣ ዚብክል ጽልዋታት ክንቃወሞን ሓይሊ ይህበና እዩ።

ሰለስተ መንእሰያት ብውዕዉዕ ስምዒት ዓመጻ ዘለዎ ጸወታት ቪድዮ ይጻወቱ።
ሓደ መንእሰይ ተለቪዥን የጥፍእ።
    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ