ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb21 መጋቢት ገጽ 12
  • የሆዋ ንመርገም ናብ ምረቓ ይቕይሮ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • የሆዋ ንመርገም ናብ ምረቓ ይቕይሮ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ኣገልግሎት ሌዋውያን
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • ካብ ሰፈር እስራኤል እንረኽቦ ትምህርቲ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • የሆዋ ንህዝቡ ብኸመይ ይመርሖም፧
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • ናይ ምጕርምራም መንፈስ ከነወግድ ዘሎና ስለምንታይ ኢና፧
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
mwb21 መጋቢት ገጽ 12
ክልተ ኣሓት ንሓንቲ ድሕሪ ባህርያዊ ሓደጋ ቤታ እተጽሪ ዘላ ሰበይቲ ይሰብካላ።

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

የሆዋ ንመርገም ናብ ምረቓ ይቕይሮ

ሞኣባውያን ንእስራኤላውያን ኪጐድእዎም ሃቀኑ (ዘሁ 22:3-6)

የሆዋ ምእንቲ ህዝቡ ስጕምቲ ወሰደ (ዘሁ 22:12, 34, 35፣ 23:11, 12)

ንየሆዋ ተጻሪሩ ዚዕወት የለን (ዘሁ 24:12, 13፣ bt 53 ¶5፣ it-2 291)

ብስራት መንግስቲ ኣምላኽ ከም ፍቓድ የሆዋ ኸይስበኽ፡ ኪዓግቶ ዚኽእል ነገር የለን። ዋላ እውን መስጐጕቲ ወይ ሓደጋታት ኪዓግቶ ኣይክእልን እዩ። ብሕታዊ ጸገማት ኬጋጥመና ኸሎ፡ ኣብ ሰማያዊ ኣቦና ንውከልን ንኣምልኾኡ ቐዳምነት ንህብን ዲና፧

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ