ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb21 መጋቢት ገጽ 4
  • ናይ ምጕርምራም መንፈስ ከነወግድ ዘሎና ስለምንታይ ኢና፧

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ናይ ምጕርምራም መንፈስ ከነወግድ ዘሎና ስለምንታይ ኢና፧
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ምምራር ዘበለ ዅሉ ጌጋ ድዩ፧
    መንግስቲ የሆዋ ይእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—1997
  • የሆዋ ንመርገም ናብ ምረቓ ይቕይሮ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • ሓደ ሰብ ጽልዋ ኼሕድር ይኽእል ድዩ፧
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • እምነት ዜትብዓና ብኸመይ እዩ፧
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
mwb21 መጋቢት ገጽ 4
ሓንቲ ዝጐሃየት ሓብቲ፡ ኣብ ኣዳራሽ መንግስቲ ኣምላኽ ካብ ካልኦት ተፈልያ ኢዳ ኣጣሚራ ደው ትብል።

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ናይ ምጕርምራም መንፈስ ከነወግድ ዘሎና ስለምንታይ ኢና፧

ናይ ምጕርምራም መንፈስ ንየሆዋ የጕህዮ (ዘሁ 11:1፣ w01 15/6 17 ¶20)

ናይ ምጕርምራም መንፈስ፡ መግለጺ ስስዐን ዘይምምሳውን እዩ (ዘሁ 11:4-6፣ w06 15/7 15 ¶7)

ናይ ምጕርምራም መንፈስ ንኻልኦት ተስፋ የቝርጽ (ዘሁ 11:10-15፣ it-2 719 ¶4)

እስራኤላውያን ኣብ በረኻ ብዙሕ ጸገማት እኳ እንተ ኣሕለፉ፡ ኬመስግኑሉ ዝነበሮም ብዙሕ ነገራት ነይሩ እዩ። ኣብቲ ዝረኸብናዮ በረኸት እንተ ኣተኲርና፡ ናይ ምጕርምራም መንፈስ ከነወግድ ኢና።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ