ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb21 መጋቢት ገጽ 14
  • ሓደ ሰብ ጽልዋ ኼሕድር ይኽእል ድዩ፧

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ሓደ ሰብ ጽልዋ ኼሕድር ይኽእል ድዩ፧
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • የሆዋ ንህዝቡ ብኸመይ ይመርሖም፧
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • ‘ርስትኻ ኣነ እየ’
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • የሆዋ ንመርገም ናብ ምረቓ ይቕይሮ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • እምነት ዜትብዓና ብኸመይ እዩ፧
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
mwb21 መጋቢት ገጽ 14

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ሓደ ሰብ ጽልዋ ኼሕድር ይኽእል ድዩ፧

እስራኤላውያን ተሓቢሎም ኣበሱ (ዘሁ 25:1, 2፣ lvs 118 ¶1-2)

ጥልመትን ህርፋንን እስራኤላውያን፡ ቍጥዓ የሆዋ ኣምጽአ (ዘሁ 25:3-5፣ lvs 119 ¶4)

ሓደ ሰብ ብትብዓት ስጕምቲ ብምውሳዱ፡ የሆዋ ቝጥዓኡ መለሰ (ዘሁ 25:6-11)

ሓንቲ መንእሰይ፡ ‘ኦሪጅን ኦቭ ላይፍ’ ካብ ዘርእስታ ብሮሹር ንደቂ ኽፍላ ሪፖርት ተቕርበሎም። ሓንቲ ተምሃሪት ኢዳ ሓፍ ተብል።

ንርእስኻ ኸምዚ ዚስዕብ ኢልካ ሕተታ፦ ‘ኣብ ምንታይ ኵነታት እየ ኻብ ካልኦት እተፈለኹ ክኸውን ትብዓት ዜድልየኒ፧’

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ