ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
የሆዋ ኣብ ክንዲ እስራኤል ተዋግአ
ሓሙሽተ ነገስታት ኣንጻር ጊብዖንን እስራኤልን ሓበሩ (እያ 10:5፣ it-1 50)
የሆዋ ኣንጻር እቶም ዝሓበሩ ተዋግአ (እያ 10:10, 11፣ it-1 1020)
የሆዋ ንጸሓይ ደው ኣበላ (እያ 10:12-14፣ w04 1/12 11 ¶1)
መስጐጕቲ ኼጋጥመና ኸሎ፡ እሙናት ምእንቲ ኽንከውን፡ ኣብ ሓገዝ የሆዋ ኽንውከል ኣሎና። የሆዋ ኸም ዚሕግዘና ስለ እንፈልጥ፡ ንዕኡ ኻብ ምምላኽ ኪዓግተና ዚኽእል ዝዀነ ይኹን ሰብኣዊ መንግስቲ የለን።