ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb21 መስከረም ገጽ 14
  • ነቲ ኽቡር ውርሻኻ ተኸላኸለሉ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ነቲ ኽቡር ውርሻኻ ተኸላኸለሉ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • የሆዋ ነታ ምድሪ ብጥበብ መቓቐላ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • የሆዋ ኣብ ክንዲ እስራኤል ተዋግአ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • ናይ መወዳእታ ምሕጽንታ እያሱ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • የሆዋ ንህዝቡ ይፈልዮ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
mwb21 መስከረም ገጽ 14

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ነቲ ኽቡር ውርሻኻ ተኸላኸለሉ

ካሌብ ንውርሻኡ እተኸላኸለሉ ነቶም ሓያላት ጸላእቱ ብምስጓግ እዩ (እያ 15:14፣ it-1 1083 ¶3)

እስራኤላውያን ንውርሻኦም ካብ ሕማቕ ጽልዋ እተኸላኸሉ፡ ኵሎም ኣይኰኑን (እያ 16:10፣ it-1 848)

የሆዋ ነቶም ንውርሻኦም ብሓቂ ኪኸላኸልሉ ዚደልዩ ሰባት ይሕግዞም (ዘዳ 20:1-4፣ እያ 17:17, 18፣ it-1 402 ¶3)

የሆዋ ንዅሎም ክርስትያናት ክቡር ዘለኣለማዊ ህይወት ኣዳልዩሎም ኣሎ። ንውርሻና ምእንቲ ኽንከላኸለሉ፡ ካብቲ ዚመጸና ፈተናታት ንርእስና ብመጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስን ብክርስትያናዊ ኣኼባታትን ብኣገልግሎትን ብጸሎትን ነደልድላ።

ሓደ ኣቦ ምስ ሰበይቱን ደቁን ኰይኑ ኣምልኾ ስድራ ቤት ይገብር።

ንርእስኻ ኸምዚ ዚስዕብ ኢልካ ሕተታ፡ ‘ንውርሻይ እከላኸለሉ ኣለኹ ድየ፧’

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ