ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb21 ጥሪ ገጽ 4
  • የሆዋ ንህዝቡ ይፈልዮ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • የሆዋ ንህዝቡ ይፈልዮ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • የሆዋ ኣብ ክንዲ እስራኤል ተዋግአ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • በረኸት የሆዋ ብኸመይ ትረክብ፧
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • የሆዋ ነታ ምድሪ ብጥበብ መቓቐላ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • ነቲ ኽቡር ውርሻኻ ተኸላኸለሉ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
mwb21 ጥሪ ገጽ 4

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

የሆዋ ንህዝቡ ይፈልዮ

ንዅሉ ሕግታት የሆዋ ኽንእዘዞ ኣሎና (ዘሌ 20:22, 23፣ w04 15/10 11 ¶12)

የሆዋ ርስቲ ኺህብ ኣተስፍዩ (ዘሌ 20:24፣ it-1 1199)

የሆዋ ኻብ ህዝቡ ንጹህ ኣምልኾ ይጽበ (ዘሌ 20:25, 26፣ it-1 317 ¶2)

የሆዋ ነቶም ምስኡ ጽቡቕ ርክብ ዘለዎም ይባርኾም እዩ። ሞገሱ ምእንቲ ኽንረክብ፡ ካብ ዓለምን ካብቲ ርኹስ ተግባራታን ክንፍለ ኣሎና።

ሓደ ኣባል ምስ ሆስፒታል ዜረዳድእ ኮሚተ፡ ንህዝቢ ዚቐርብ ሓበሬታ ዝሓዘ ሰነዳት ንሓደ ሓኪም ይህቦ።

ንርእስኻ ኸምዚ ዚስዕብ ኢልካ ሕተታ፦ ‘ምስ ሕክምና ብዚተሓሓዝ ኬርሕቖ ዘሎኒ ንኣምላኽ ዘየሐጕስ ነገራት እንታይ እዩ፧’

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ