ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb21 ጥሪ ገጽ 10
  • በረኸት የሆዋ ብኸመይ ትረክብ፧

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • በረኸት የሆዋ ብኸመይ ትረክብ፧
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • የሆዋ ንህዝቡ ይፈልዮ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • ዕጉብን ትሑትን ክትከውን ዘሎካ ስለምንታይ ኢኻ፧
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • በዓላት ንዓና ዘለዎ ትርጉም
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • ዓመት እልልታን ኣብ መጻኢ ዚርከብ ሓርነትን
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
mwb21 ጥሪ ገጽ 10

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

በረኸት የሆዋ ብኸመይ ትረክብ፧

ከንቱ ኣማልኽቲ ኣርሕቕ (ዘሌ 26:1፣ w08 15/4 4 ¶8)

ንየሆዋ በቲ ዚደልዮ መገዲ ኣምልኮ (ዘሌ 26:2፣ it-1 223 ¶3)

ትእዛዛቱ ሓሉ (ዘሌ 26:3, 12፣ w91 1/3 17 ¶10)

እቶም ብተኣማንነት ሕግታት የሆዋ ዚሕልዉ ዝነበሩ እስራኤላውያን፡ ምስኡ ሰላም ነይርዎም፡ ብዙሕ በረኸት ከኣ ይረኽቡ ነይሮም።

ሰባት ኪዓዳድጉን ክቡራት ማካይን ኪዝውሩን ከለዉ፡ ሰብ ሓዳር ተሓጒሶም ብግህዶ ኣብ ዚግበር ምስክርነት ይካፈሉ።

ካብዚ ዚስዕብ፡ ሳላ በረኸት የሆዋ ረኺብካዮ ዘለኻ ኣየናይ እዩ፧

  • ልክዕ ፍልጠት መጽሓፍ ቅዱስ

  • ናይ ኣእምሮ ሰላም

  • ሕጉስ ናብራ ስድራ ቤት

  • ተስፋ መጻኢ

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ