ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb21 ጥሪ ገጽ 8
  • ዓመት እልልታን ኣብ መጻኢ ዚርከብ ሓርነትን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ዓመት እልልታን ኣብ መጻኢ ዚርከብ ሓርነትን
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • የሆዋ ንሓርነትካ መሰናድዎ ገይሩልካ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2019
  • ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2004
  • የሆዋ ንህዝቡ ይፈልዮ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • የሆዋ ነታ ምድሪ ብጥበብ መቓቐላ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
mwb21 ጥሪ ገጽ 8

እስራኤላውያን ባሮት፡ ኣብ እዋን ዓመት እልልታ ናብ ስድራ ቤቶምን ናብ ዓዶምን ይምለሱ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ዓመት እልልታን ኣብ መጻኢ ዚርከብ ሓርነትን

ዓመት እልልታ ኣብ ከቢድ ዕዳን ድኽነትን ንዝወደቑ እስራኤላውያን ሓራ ዜውጽእ መሰናድዎ እዩ ነይሩ (ዘሌ 25:10፣ it-1 871፣ ኣብ ገበር ዘላ ስእሊ ርአ)

መሬት ኪሽየጥ ከሎ፡ ንዋጋ እቲ እታ ምድሪ እተፍርዮ እኽሊ ኣብ ግምት ብምእታው፡ ብመገስ እዩ ዚሽየጥ ነይሩ (ዘሌ 25:15፣ it-1 1200 ¶2)

የሆዋ ንህዝቡ ሕጊ ዓመት እልልታ ኺእዘዙ ኸለዉ ይባርኾም ነይሩ (ዘሌ 25:18-22፣ it-2 122-123)

ድሕሪ ሓጺር ግዜ፡ እሙናት ደቂ ሰብ ካብ ሓጢኣትን ሞትን ፈጺሞም ሓራ ምስ ወጹ፡ ካብቲ ምሳልያዊ ዓመት እልልታ ምሉእ ብምሉእ ኪጥቀሙ እዮም።—ሮሜ 8:21።

ስእልታት፦ ሰባት ንምድሪ ናብ ገነት ይቕይርዋ። 1. ጐሓፍ የጽርዩ። 2. ኣባይትን መገድን ይሰርሑ። 3. ኣታኽልቲ ይከናኸኑ።

የሆዋ ዘተስፈወና ሓርነት ምእንቲ ኽንረክብ፡ ነፍሲ ወከፍና እንታይ ክንገብር ኣሎና፧

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ