ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb22 ሕዳር ገጽ 12
  • ተቓወምትና ኼዳኽሙና ዚፍትኑ ብኸመይ እዮም፧

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ተቓወምትና ኼዳኽሙና ዚፍትኑ ብኸመይ እዮም፧
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ካብቶም ምሳታቶም ዘለዉስ ምሳና ዘለዉ ይበዝሑ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ብምሉእ ልቢ ዚግበር ጻዕሪ ብዙሕ በረኸት የምጽእ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ትዕግስቲ የሆዋ ደረት ኣለዎ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ንደቅኹም ንየሆዋ ኼፍቅርዎ ኣሰልጥንዎም
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
mwb22 ሕዳር ገጽ 12
ራብሳቀን ሓደ ወተሃደርን ኣብ ግዳም መናድቕ የሩሳሌም ደው ኢሎም። ራብሳቀ ብዘንጊ እናኣመልከተ ይዛረብ።

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ተቓወምትና ኼዳኽሙና ዚፍትኑ ብኸመይ እዮም፧

ተቓወምትና ብዛዕባ እቶም ዚመርሑና ሓሶት ብምንዛሕ ተስፋ ኬቝርጹና ይፍትኑ እዮም (2ነገ 18:19-21፣ w05 1/8 11 ¶6)

ብዛዕባ የሆዋ ወይ ብዛዕባ ውድቡ ግጉይ ሓበሬታ ብምሃብ ኣንፈትና ኼስሕቱና ይፍትኑ እዮም (2ነገ 18:22, 25፣ w10 15/7 13 ¶3)

ናይ ሓሶት ተስፋ ብምሃብ ኬስድዑና ይፍትኑ እዮም (2ነገ 18:31, 32፣ w13 15/11 19 ¶14፣ yb74 177 ¶1)

ንርእስኻ ኸምዚ ዚስዕብ ኢልካ ሕተታ፡ ‘መስጐጕቲ ኼጋጥመኒ ኸሎ ምእንቲ ኺጻወር፡ ሕጂ እንታይ ስጕምትታት ኪወስድ እኽእል፧’

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ