ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb22 ሕዳር ገጽ 8
  • ብምሉእ ልቢ ዚግበር ጻዕሪ ብዙሕ በረኸት የምጽእ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ብምሉእ ልቢ ዚግበር ጻዕሪ ብዙሕ በረኸት የምጽእ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ዮኣስ ብሰንኪ ሕማቕ ዕርክነት ንየሆዋ ሓደጎ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2009
  • ተቓወምትና ኼዳኽሙና ዚፍትኑ ብኸመይ እዮም፧
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ህርፋን ስልጣን ዝነበራ እክይቲ ሰበይቲ ተቐጺዓ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ካብቶም ምሳታቶም ዘለዉስ ምሳና ዘለዉ ይበዝሑ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
mwb22 ሕዳር ገጽ 8
ኤልሳ ኣብ ዓራት ሕማሙ ዀይኑ ንንጉስ ዮኣስ መምርሒ ይህቦ። ዮኣስ ድማ ኣርባዕተ ፍላጻ ሒዙ።

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ብምሉእ ልቢ ዚግበር ጻዕሪ ብዙሕ በረኸት የምጽእ

ኤልሳእ ንንጉስ ዮኣስ፡ እስራኤል ንሶርያ ብኸመይ ከም እትስዕራ ኣብ ዘርኢ መርኣያ ኺሳተፍ ኣዚዝዎ (2ነገ 13:15-18)

ዮኣስ ብምሉእ ልቡ ስለ ዘይገበሮ፡ ውሱን ዓወት ጥራይ እዩ ረኺቡ (2ነገ 13:19፣ w10 15/4 26 ¶11)

የሆዋ ነቶም ካብ ልቦም ዚደልይዎ ኣገልገልቱ ብዙሕ ይባርኾም (እብ 11:6፣ w13 1/11 11 ¶5-6)

ንርእስኻ ኸምዚ ዚስዕብ ኢልካ ሕተታ፡ ‘መጽሓፍ ቅዱስ ኣብ ምንባብ፡ ኣኼባታት ኣብ ምእካብ፡ ኣገልግሎት ወፍሪ ኣብ ምስታፍ ዝኣመሰለ መዳያት ኣምልኾይ ብምሉእ ልበይ እጽዕር ከም ዘለኹ ኼርኢ ዝኽእል ብኸመይ እየ፧’

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ