ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb22 ግንቦት ገጽ 10
  • ዘይግቡእ ትምኒት ኪቈጻጸረካ ኣይትፍቀድ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ዘይግቡእ ትምኒት ኪቈጻጸረካ ኣይትፍቀድ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • መገዲ ሓጢኣትን ሞትን
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
  • “ንኣእምሮኹም ብምሕዳስ ተለወጡ”
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2023
  • ዳዊት ብተኣማንነት ኣፍቀረ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ትዝክሮዶ፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2019
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
mwb22 ግንቦት ገጽ 10
ንጉስ ዳዊት ንባትሴባ ኣብ ናሕሱ ዀይኑ ይጥምታ።

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ዘይግቡእ ትምኒት ኪቈጻጸረካ ኣይትፍቀድ

ዳዊት ዘይግቡእ ትምኒት ኣብ ልቡ ኺሓድር ፈቒዱ (2ሳሙ 11:2-4፣ w21.06 17 ¶10)

ዳዊት ኣበሳኡ ንምሽፋን ንስልጣኑ ብዘይግቡእ ተጠቒምሉ (2ሳሙ 11:5, 14, 15፣ w19.09 17 ¶15)

ዳዊት ብሰንኪ እቲ ዝገበሮ ሓጢኣት መከራ ረኺቡ (2ሳሙ 12:9-12፣ w18.06 17 ¶7)

ዘይግቡእ ነገራት ምእንቲ ኸይንርኢ ወይ ኸይንሓስብ፡ ርእሰ ግትኣት የድልየና። (ገላ 5:16, 22, 23) የሆዋ ዘይግቡእ ትምኒት ኣብ ልብና ሱር ከይሰድድ፡ ኪሕግዘና ይኽእል እዩ።

ንርእስኻ ኸምዚ ዚስዕብ ኢልካ ሕተታ፡ ‘ኣብ ምንታይ መዳያት እየ ሓሳባተይ ኪቈጻጸር ዜድልየኒ፧’

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ