ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb22 ሓምለ ገጽ 9
  • ኣብ ቲኦክራስያዊ ፕሮጀክት ህንጸት ሓግዝ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ኣብ ቲኦክራስያዊ ፕሮጀክት ህንጸት ሓግዝ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ግዜኻን ጕልበትካን ክትውፊ ትኽእልዶ፧
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
  • መንፈስ ወለንተኛ በረኸት የምጽእ
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2006
  • መዓልቲ መዓልቲ ምስ የሆዋ ዕየ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2018
  • ናብ ወጻኢ ሃገራት ከይዶም ንክርስትያናት ኣሕዋቶም የገልግሉ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2003
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
mwb22 ሓምለ ገጽ 9

ክርስትያናዊ ህይወት | ንሓድሽ ኣገልግሎት ዓመት ሸቶ ኣውጽእ

ኣብ ቲኦክራስያዊ ፕሮጀክት ህንጸት ሓግዝ

ቲኦክራስያዊ ህንጻታት ምህናጽ፡ ክፍሊ ቕዱስ ኣገልግሎት እዩ። (ዘጸ 36:1) ንመመልከቲ ወለንተኛታት ከባብያዊ ንድፊ/ህንጸት (DC-50) እትብሃል ፎርም ብምምላእ፡ ኣብ ከባቢኻ ኣብ ዚርከብ ፕሮጀክት ህንጸት በብግዜኡ ኽትሕግዝ ትኽእልዶ፧ ወይ ድማ መመልከቲ መደብ ወለንታ (A-19) እትብሃል ፎርም ብምምላእ፡ ንእተወሰነ ሰሙን ወይ ንኣዋርሕ ኣብ ርሑቕ ኣብ ዚርከብ ፕሮጀክት ህንጸት ክትካፈል ርእስኻ ኸተቕርብ ትኽእልዶ፧ ኣብ ዕዮ ህንጸት ብወለንታ ንምዕያይ ናይ ግድን ሞያ ህንጸት ኪህልወካ ኣለዎ ማለት ኣይኰነን።—ነህ 2:1, 4, 5።

ነታ ብእምነት ናብ ኣፍ ደገ ዕዮ እቶ—ኣብ ቲኦክራስያዊ ፕሮጀክት ህንጸት ሓግዝ ዘርእስታ ድራማዊት ቪድዮ ርኣያ እሞ፡ ድሕሪኡ፡ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት መልሶ፦

  • “ብእምነት ናብ ኣፍ ደገ ዕዮ እቶ—ኣብ ቲኦክራስያዊ ፕሮጀክት ህንጸት ሓግዝ” ካብ ዘርእስታ ቪድዮ እተወስደ። ሳራ ኣብ ቦታ ዕዮ ህንጸት ተሪር ቆብዕ ገይራን ፍሽኽ ኢላን።

    ንሳራ ኣጨኒቕዋ ዝነበረ እንታይ እዩ፧ ነዚ ኽትዋጽኣሉ ዝሓገዛኸ እንታይ እዩ፧

ኣብ ፕሮጀክት ዕዮ ህንጸት ክትካፈል ሸቶ እንተ ኣልዩካ፡ ብኸመይ ከም እተመልክት ንሽማግለታትካ ሕተቶም።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ