ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb22 መስከረም ገጽ 2
  • ንየሆዋ ስለቲ ጥበቡ ወድሶ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ንየሆዋ ስለቲ ጥበቡ ወድሶ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ንጥበብ ኣኽቢራ ርእያታ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ብዙሕ ዓስቢ እተረኽበሉ ምብጻሕ
    መንግስቲ የሆዋ ይእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—1999
  • ሰሎሞን ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ብትሕትናን ካብ ልቡን ዘቕረቦ ጸሎት
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ዋጋ ጥበብ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
mwb22 መስከረም ገጽ 2

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ንየሆዋ ስለቲ ጥበቡ ወድሶ

የሆዋ ንሰሎሞን ፍሉይ ጥበብ ሂብዎ (1ነገ 10:1-3፣ w99 1/7 30 ¶6)

ንግስቲ ሳባ በቲ የሆዋ ንሰሎሞን ዝሃቦ ጥበብ ተመሲጣ (1ነገ 10:4, 5፣ w99 1/11 20 ¶6)

ንግስቲ ሳባ፡ የሆዋ ንሰሎሞን ንጉስ ገይሩ ስለ ዝሸሞ ወዲሳቶ (1ነገ 10:6-9፣ w99 1/7 30-31)

ሓንቲ ሓብቲ ንሓንቲ ሰበይቲ ኣብ ካፈ ትምስክረላ።

ንሕና እውን ከም ንግስቲ ሳባ ነቲ ኣምላኽ ዚህቦ ጥበብ ኣድንቖት ከነርኢ ንኽእል ኢና። ብኸመይ፧ ሓደ መገዲ፡ ትምህርትታት የሱስ ኣብ ህይወትና ብምትግባርን ብእተኻእለ መጠን ኣብነቱ ብምስዓብን እዩ። (ማቴ 12:42፣ 1ጴጥ 2:21) ካልእ መገዲ ድማ፡ ኣምላኻዊ ጥበብ ኣብ ኣገልግሎትና ንኻልኦት ብምክፋል እዩ።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ