ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb22 መስከረም ገጽ 4
  • መጻምድትኻ ብጥበብ ምረጽ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መጻምድትኻ ብጥበብ ምረጽ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ትዝክሮዶ፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2018
  • መንእሰያት ኣሳልጦ ምእንቲ ኺረኽቡ ሓግዞም
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ሰሎሞን ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ብትሕትናን ካብ ልቡን ዘቕረቦ ጸሎት
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • መውስቦ—ካብ ፈቃር ኣምላኽ እተዋህበ ውህበት
    “ንርእስኹም ብፍቕሪ ኣምላኽ ሓልውዋ”
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
mwb22 መስከረም ገጽ 4

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

መጻምድትኻ ብጥበብ ምረጽ

ሰሎሞን፡ ጥበብ ዝጐደሎ ምርጫ ብምግባር፡ ናይ ሓሶት ኣማልኽቲ ዜምልኻ ኣንስቲ ተመርዓወ (1ነገ 11:1, 2፣ w18.07 18 ¶7)

ኣንስቲ ሰሎሞን በብቝሩብ ልቡ ኣዘንበላኦ፡ ካብ የሆዋ ድማ ኣርሓቓኦ (1ነገ 11:3-6፣ w19.01 15 ¶6)

የሆዋ ንሰሎሞን ተቘጢዕዎ (1ነገ 11:9, 10፣ w18.07 19 ¶9)

ስእሊ፦ ሓንቲ ዘይተመርዓወት ሓብቲ፡ ብሕታዊ መጽናዕቲ ትገብርን ብዛዕባ ሓደ ዘይተመርዓወ ሓው ትሓስብን። 1. እቲ ሓው ኣብ ኣኼባታት ጉባኤ ሓሳብ ይህብ። 2. ብግህዶ ኣብ ዚግበር ምስክርነት ይሳተፍ። 3. ኣብ ምጽጋን ኣዳራሽ መንግስቲ ኣምላኽ ይሕግዝ።

ቃል ኣምላኽ ንዘይተመርዓዉ ክርስትያናት፡ “ብጐይታ ጥራይ” ኪምርዓዉ ይመክር። (1ቈረ 7:39) ይኹን እምበር፡ ሓደ ሰብ ስለ እተጠምቀ ጥራይ፡ ንሓዳር ብቝዕ እዩ ማለት ኣይኰነን። እቲ ሰብ ብምሉእ ነፍስኻ ንየሆዋ ኸተገልግል ዚሕግዘካ ድዩ፧ ንየሆዋ ዓሚቝ ፍቕሪ ኣጥርዩ ድዩ፧ ክትምርዖ ቕድሚ ምውሳንካ፡ ግዜ ወሲድካ ነቲ መጻምድትኻ ዚኸውን ሰብ፡ ኣጸቢቕካ ኽትፈልጦ ጻዕሪ ግበር።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ