ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb23 ጥሪ ገጽ 14
  • መንእሰያት ኣሳልጦ ምእንቲ ኺረኽቡ ሓግዞም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መንእሰያት ኣሳልጦ ምእንቲ ኺረኽቡ ሓግዞም
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ከም ኣስቴር ትሑት ክትከውን ጽዓር
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ሓደ ኣቦ ንወዱ ዝሃቦ ፍቕራዊ ማዕዳ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ትዝክሮዶ፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2018
  • “ወድኺ ኣልዕሊ”
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
mwb23 ጥሪ ገጽ 14
ንጉስ ዳዊት ንሰለሞን ንህንጸት ቤተ መቕደስ ዚኸውን ናውቲ ንዜዳልዉ ኢደ ጥበበኛታትን የርእዮ።

ዳዊት ንሰለሞን፡ ኢደ ጥበበኛታትን ንህንጸት ቤተ መቕደስ ዚኸውን ናውትን የዳልወሉ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

መንእሰያት ኣሳልጦ ምእንቲ ኺረኽቡ ሓግዞም

ዳዊት፡ ሰሎሞን ብሓገዝ የሆዋ ነቲ ቤት መቕደስ ብሓላፍነት ከም ዜህንጾ ይፈልጥ ነይሩ እዩ (1ዜና 22:5፣ w17.01 29 ¶8)

ዳዊት ንሰሎሞን ኣብ የሆዋ ተወኪሉ ዕዮኡ ኺፍጽም ኣተባቢዕዎ (1ዜና 22:11-13)

ዳዊት ንሰሎሞን ምሉእ ብምሉእ ሓጊዝዎ (1ዜና 22:14-16፣ w17.01 29 ¶7፣ ስእሊ ገበር ርአ)

ስእልታት፦ 1. ሓደ ሽማግለ ንሓደ መንእሰይ ሓው ንኽሊ ጉባኤ ብኸመይ ከም ዚሕዞ ይሰልጥኖ። እቲ ሽማግለ ንኽሊ ካርታ እታ ጉባኤ፡ ንመመዝገቢ ኽሊ፡ ንናይ ነፍሲ ወከፍ ኣስፋፊ ኽሊ የርእዮ። 2. እቲ መንእሰይ ሓው ንኻልእ ሓው ነቲ ናይ ነፍሲ ወከፍ ኣስፋሒ ኽሊ ብኸመይ ከም ዚጥቀመሉ ይገልጸሉ።

ንርእስኻ ኸምዚ ዚስዕብ ኢልካ ሕተታ፡ ‘ኣብ ጉባኤይ ንዘለዉ መንእሰያት ኣብ ኣገልግሎት የሆዋ ሓጐስን ኣሳልጦን ኪረኽቡ ብኸመይ ክሕግዞም እኽእል፧’—w18.03 11-12 ¶14-15።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ