ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb23 መስከረም ገጽ 2
  • ከም ኣስቴር ትሑት ክትከውን ጽዓር

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ከም ኣስቴር ትሑት ክትከውን ጽዓር
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ጽቡቕ ሓሳብ ንሓሳብ ንምልውዋጥ ዚሕግዝ ትምህርቲ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ንህዝቢ ኣምላኽ ተሓለቐትሎም
    ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ
  • ብጥበብን ብትብዓትን ጥቕሚ ርእሳ ብምስዋእን ስጕምቲ ወሰደት
    ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ
  • ብጥበብን ብትብዓትን ጥቕሚ ርእሳ ብምስዋእን ስጕምቲ ወሰደት
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2012
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
mwb23 መስከረም ገጽ 2
ኣስቴር ካብ ጕጅለ ጐራዙ ርሕቕ ኢላ ኾፍ ኢላ። ኣስቴር ኣብ ጥቓ ማይ ኮፍ ኢላ ንኣዕዋፍ ትጥምት፣ እተን ካልኦት ኣንስቲ ግና ይጸባበቓ። እቲ ሓላዊ ድማ ንዅለን ይሕልወን።

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ከም ኣስቴር ትሑት ክትከውን ጽዓር

[መእተዊ ኣስቴር ዘርእስታ ቪድዮ ወልዕ።]

ኣስቴር ምልክዕቲ ሰበይቲ እያ ነይራ (ኣስ 2:7)

ውዳሰን ሽሕጣንን ንትሕትና ኣስቴር ኣየጥፈኦን (ኣስ 2:9, 15፣ w17.01 25 ¶11፣ ia 130 ¶15)

ንርእስኻ ኸምዚ ዚስዕብ ኢልካ ሕተታ፡ ‘ቃላተይን ተግባራተይን ብዛዕባ ገዛእ ርእሰይ ዘሎኒ ኣረኣእያ እንታይ ይገልጽ፧’—w17.01 25 ¶12።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ