ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb23 መስከረም ገጽ 4
  • ጽቡቕ ሓሳብ ንሓሳብ ንምልውዋጥ ዚሕግዝ ትምህርቲ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ጽቡቕ ሓሳብ ንሓሳብ ንምልውዋጥ ዚሕግዝ ትምህርቲ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ንኻልኦት ዚከኣሎም ኪገብሩ ሓግዞም
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ከም ኣስቴር ትሑት ክትከውን ጽዓር
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • መጸናንዒ ንምርካብ ኣብ የሆዋ ተወከል
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ከይሓሰብካ ዲኻ ስጕምቲ እትወስድ፧
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
mwb23 መስከረም ገጽ 4

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ጽቡቕ ሓሳብ ንሓሳብ ንምልውዋጥ ዚሕግዝ ትምህርቲ

ኣስቴር እትዛረበሉ ግቡእ ግዜ እያ ተጸብያ (ኣስ 7:2፣ ia 140 ¶15-16)

ንሳ ብሜላን ብኣኽብሮትን እያ ተዛሪባ (ኣስ 7:3፣ ia 140 ¶17)

ንሳ ብጋህድን ብቕንዕናን እያ ተዛሪባ (ኣስ 7:4፣ ia 141 ¶18-19)

ኣደን ጓልን ምግቢ እናሰርሓ ተሓጒሰን የዕልላ።

ንርእስኻ ኸምዚ ዚስዕብ ኢልካ ሕተታ፡ ‘ምስ ኣባላት ስድራ ቤተይ ክዘራረብ ከለኹ ንኣብነት ኣስቴር ክቐድሖ ዝኽእል ብኸመይ እየ፧’

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ