ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb23 መስከረም ገጽ 3
  • ንኻልኦት ዚከኣሎም ኪገብሩ ሓግዞም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ንኻልኦት ዚከኣሎም ኪገብሩ ሓግዞም
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ንስልጣኑ ንጥቕሚ ርእሱ ኣይተጠቕመሉን
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ጽቡቕ ሓሳብ ንሓሳብ ንምልውዋጥ ዚሕግዝ ትምህርቲ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ከም ኣስቴር ትሑት ክትከውን ጽዓር
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • የሆዋ ንድኻታት ከም ዚሓሊ እቲ ሕጊ ብኸመይ የርኢ፧
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
mwb23 መስከረም ገጽ 3

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ንኻልኦት ዚከኣሎም ኪገብሩ ሓግዞም

ማርዶካይ ኣብነት ትብዓትን ተኣማንነትን እዩ ነይሩ (ኣስ 3:2-4፣ it-2 431 ¶7)

ንሱ ንኣስቴር ምእንቲ ህዝባ ዚከኣላ ኽትገብር ሓጊዝዋ (ኣስ 4:7, 8፣ it-2 431 ¶9)

ንሱ ንኣስቴር ተባዕ ክትከውንን ኣብ የሆዋ ኽትውከልን ኣተባቢዕዋ (ኣስ 4:12-14፣ ia 132 ¶22-23)

ስእልታት፦ 1. ሓደ ሽማግለ ኣብ ኣገልግሎት ንሓደ መንእሰይ ሓው የተባብዖ። 2. እቲ መንእሰይ ሓው ኣብ ቤት ትምህርቲ ወንጌላውያን መንግስቲ ኣምላኽ ንምክፋል፡ ብኢንተርነት መመልከቲ ቕጥዒ ይመልእ። 3. ጸኒሑ፡ እቲ ሓው ካብ ቤት ትምህርቲ ወንጌላውያን መንግስቲ ኣምላኽ ይምረቕ።

ንርእስኻ ኸምዚ ዚስዕብ ኢልካ ሕተታ፡ ‘ቃላተይን ተግባራተይን ኣብ ጉባኤ ንዘለዉ ዚከኣሎም ዘበለ ኺገብሩ ዚሕግዝ ድዩ፧’

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ