ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb23 መስከረም ገጽ 6
  • ንስልጣኑ ንጥቕሚ ርእሱ ኣይተጠቕመሉን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ንስልጣኑ ንጥቕሚ ርእሱ ኣይተጠቕመሉን
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ንኻልኦት ዚከኣሎም ኪገብሩ ሓግዞም
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ነቲ የሆዋ ስልጣኑ ዚጥቀመሉ መገዲ ቕድሓዮ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • የሆዋ ንድኻታት ከም ዚሓሊ እቲ ሕጊ ብኸመይ የርኢ፧
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • ብጽድቂ ንምፍራድ ዚሕግዝ ስርዓታት
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
mwb23 መስከረም ገጽ 6

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ንስልጣኑ ንጥቕሚ ርእሱ ኣይተጠቕመሉን

ማርዶካይ ዓብዪ ስልጣን ተዋሂብዋ ነይሩ (ኣስ 9:4፣ it-2 432 ¶2)

ንሱ ንየሆዋ ንምኽባር ዓመታዊ በዓል ኣቚሙ (ኣስ 9:20-22, 26-28፣ it-2 716 ¶5)

ንሱ ንጽቡቕ ህዝቢ ኣምላኽ እዩ ዓይዩ (ኣስ 10:3)

ሓደ መንእሰይ ሽማግለ ምስ ሓንቲ ብዕድመ ዝደፍአት ሓብቲ ብሓንሳእ ኬገልግሉ ኸለዉ ይድግፋ።

ሎሚ እቶም ኣብ ውድብ የሆዋ እተወሰነ ስልጣን ዘለዎም ኣሕዋት፡ ኣብነት ማርዶካይ ንምስዓብ እተኻእሎም ዘበለ ይገብሩ እዮም።—cl 101-102 ¶12-13።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ