ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb22 መስከረም ገጽ 11
  • ነቲ የሆዋ ስልጣኑ ዚጥቀመሉ መገዲ ቕድሓዮ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ነቲ የሆዋ ስልጣኑ ዚጥቀመሉ መገዲ ቕድሓዮ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • የሆዋ ንድኻታት ከም ዚሓሊ እቲ ሕጊ ብኸመይ የርኢ፧
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • ንስልጣኑ ንጥቕሚ ርእሱ ኣይተጠቕመሉን
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ብጽድቂ ንምፍራድ ዚሕግዝ ስርዓታት
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • ካብ ልቦም ብትግሃት ሃነጹ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
mwb22 መስከረም ገጽ 11

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ነቲ የሆዋ ስልጣኑ ዚጥቀመሉ መገዲ ቕድሓዮ

የሆዋ ዝለዓለ ስልጣን ኣለዎ (1ነገ 22:19፣ it-2 21)

የሆዋ ንተገዛእቱ የኽብሮም (1ነገ 22:20-22፣ w21.02 4 ¶9)

የሆዋ ንዕዮ ሓደ መልኣኽ ባሪኽዎ (1ነገ 22:23፣ it-2 245)

ሓደ ኣቦ ምስ ሰበይቱን ጓሉን ኣምልኾ ስድራ ቤት ይገብሩ። ጓሉ ብውዕዉዕ ስምዒት ክትዛረብ ከላ ፍሽኽ ኢሉ ይርእያ።

ብፍላይ ሽማግለታትን ርእሲ ስድራ ቤታትን፡ ነቲ የሆዋ ንስልጣን ዚጥቀመሉ መገዲ ኪቐድሕዎ ኺጽዕሩ ኣለዎም። (ኤፌ 6:4፣ 1ጴጥ 3:7፣ 5:2, 3) ከምኡ ምስ ዚገብሩ፡ እቶም ኣብ ትሕቲ ስልጣኖም ዘለዉ ሕጉሳትን ዕጉባትን ይዀኑ።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ