ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb23 መጋቢት ገጽ 4
  • ሓደ ኣቦ ንወዱ ዝሃቦ ፍቕራዊ ማዕዳ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ሓደ ኣቦ ንወዱ ዝሃቦ ፍቕራዊ ማዕዳ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • መንእሰያት ኣሳልጦ ምእንቲ ኺረኽቡ ሓግዞም
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ፍቓድ ኣምላኽ ንምግባር ዘሎካ ባህጊ ኣሐይል
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • መምርሒ ምስዓብ ናብ ኣሳልጦ ይመርሕ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ህይወት ሰብ ኣብ ቅድሚ የሆዋ ኽብርቲ እያ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
mwb23 መጋቢት ገጽ 4
ስእልታት፦ 1. እቲ ብዕድመ ዝደፍአ ንጉስ ዳዊት ብዛዕባ ንድፊ ህንጸት እታ ቤተ መቕደስ ንሰሎሞን የመያይጦ። 2. ንጉስ ሰሎሞን ብዛዕባ ህንጸት እታ ቤተ መቕደስ መምርሒ ይህብ።

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ሓደ ኣቦ ንወዱ ዝሃቦ ፍቕራዊ ማዕዳ

ንየሆዋ ፍለጦ (1ዜና 28:9፣ w05 15/2 19 ¶9)

ብምሉእ ልባኻ ንየሆዋ ኣገልግሎ (1ዜና 28:9፣ w12 15/4 16 ¶13)

ኣብ የሆዋ ተወከል፡ ኣይትፍራህ እውን (1ዜና 28:20፣ w17.09 32 ¶20-21)

እቲ ብዕድመ ደፊኡ ዝነበረ ዳዊት ነቲ መንእሰይን ተመክሮ ዘይነበሮን ወዱ ሰሎሞን ነቲ ኣገዳሲ ዝዀነ ዕዮ ቤተ መቕደስ ኪጅምር ከሎ፡ እዚ ማዕዳ እዚ ሂብዎ እዩ። እዚ ምኽሪ እዚ፡ ንዅላትና ብፍላይ ድማ ንመንእሰያት ክርስትያናት ጠቓሚ ዝዀነ ስለምንታይ እዩ፧

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ