ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb23 ጥሪ ገጽ 12
  • መምርሒ ምስዓብ ናብ ኣሳልጦ ይመርሕ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መምርሒ ምስዓብ ናብ ኣሳልጦ ይመርሕ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ሓደ ኣቦ ንወዱ ዝሃቦ ፍቕራዊ ማዕዳ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ታቦት ኪዳን እንታይ እዩ፧
    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ
  • የሆዋ ንእንስሳታት ከም ዚሓሊ እቲ ሕጊ ብኸመይ የርኢ፧
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • ዜጕሂ ነገራት እናሃለወ ኽነሱ፡ ሓጐስካ ዓቅብ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
mwb23 ጥሪ ገጽ 12
ሌዋውያን፡ ታቦት ኪዳን ተሰኪሞም፡ ንጉስ ዳዊት ድማ ይደርፍን ይስዕስዕን።

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

መምርሒ ምስዓብ ናብ ኣሳልጦ ይመርሕ

ዳዊት ንታቦት ኪዳን ናብ የሩሳሌም ኪመልሶ ደልዩ ነይሩ (1ዜና 13:3)

ዳዊት ነቲ ታቦት ብዘይ ግቡእ መገዲ ኼግዕዞ ምስ ፈተነ ኣይሰለጦን (1ዜና 15:13፣ w03 1/5 10-11)

ዳዊት መምርሒ የሆዋ ምስ ደለየ ሰሊጥዎ (1ዜና 15:2፣ 16:11፣ w03 1/5 11 ¶13)

የሆዋ ነቲ ጽቡቕ ድራኸና ኣኽቢሩ እዩ ዚርእዮ። ይኹን እምበር፡ ተግባራትና ብየሆዋ ተቐባልነት ምእንቲ ኺረክብ መምርሒ ኽንስዕብ ኣሎና።—ዘዳ 30:16።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ