ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb22 መስከረም ገጽ 8
  • ከም ኣሳ ብትብዓት ስጕምቲ ትወስድ ዲኻ፧

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ከም ኣሳ ብትብዓት ስጕምቲ ትወስድ ዲኻ፧
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • “ዕዮኹም ዓስቡ ኺረክብ እዩ”
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2012
  • ንግዜ ሰላም ብጥበብ ተጠቐመሉ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2020
  • ንየሆዋ ብምሉእ ልቢ ኣገልግሎ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2017
  • የሆዋ ብኸመይ ይቐርበና፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2014
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
mwb22 መስከረም ገጽ 8

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ከም ኣሳ ብትብዓት ስጕምቲ ትወስድ ዲኻ፧

ኣሳ ንንጹህ ኣምልኾ ብቕንኣት ተጣቢቑሉ (1ነገ 15:11, 12፣ w12 15/8 8 ¶4)

ኣሳ ብትብዓት ካብ ስድራ ቤቱ ንላዕሊ ንኣምልኾ ኣቐዲሙ (1ነገ 15:13፣ w17.03 19 ¶7)

ኣሳ ኻብ ጌጋታቱ፡ ጽቡቕ ባህርያቱ ዝያዳ ጐሊሑ ይርአ ነይሩ (1ነገ 15:14, 23፣ it-1 184-185)

ሓደ ወዲ ሳንጣኡ ሒዙ ካብ ገዛ ይወጽእ። እቲ ኣቦ ኸኣ ንእትበኪ ሰበይቱን ጓሉን ሓቚፉ።

ንርእስኻ ኸምዚ ዚስዕብ ኢልካ ሕተታ፦ ‘ንንጹህ ኣምልኾ ቕንኣት ኣሎኒ ድዩ፧ ምስቶም ንየሆዋ ዝባኖም ዝሃቡ፡ ዋላ እውን ኣባላት ስድራ ቤተይ ይኹኑ ዘሎኒ ርክብ አቋርጽ ድየ፧’—2ዮሃ 9, 10።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ