ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb22 መስከረም ገጽ 9
  • “ክሳዕ መዓስ ኢኹም ኣብ መንጎ ኽልተ ርእይቶ እትሕንክሱ፧”

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • “ክሳዕ መዓስ ኢኹም ኣብ መንጎ ኽልተ ርእይቶ እትሕንክሱ፧”
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • መጸናንዒ ንምርካብ ኣብ የሆዋ ተወከል
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ለ8 ሰሎሞን ዝሃነጻ ቤተ መቕደስ
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • ጽቡቕ ሓሳብ ንሓሳብ ንምልውዋጥ ዚሕግዝ ትምህርቲ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ንንጹህ ኣምልኾ ተሓለቐሉ
    ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
mwb22 መስከረም ገጽ 9
ነብያት በዓልን ካልኦትን ነቲ ኤልያስ ዘቕረቦ መስዋእቲ፡ ካብ ሰማይ ዝመጸ ሓዊ ኺበልዖ ኸሎ ይርእዩ።

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

“ክሳዕ መዓስ ኢኹም ኣብ መንጎ ኽልተ ርእይቶ እትሕንክሱ፧”

ኤልያስ ንእስራኤላውያን ቈራጽ ስጕምቲ ኺወስዱ ነጊርዎም (1ነገ 18:21፣ w17.03 14 ¶6)

በዓል፡ ህይወት ዘይብሉ ኣምላኽ እዩ ነይሩ (1ነገ 18:25-29፣ ia 88 ¶15)

የሆዋ ብዜገርም መገዲ ንሱ ጥራይ ኣምላኽ ምዃኑ ኣርኣየ (1ነገ 18:36-38፣ ia 90 ¶18)

ኤልያስ ነቶም ህዝቢ ንሕጊ የሆዋ ብምእዛዝ ዘለዎም እምነት ኬርእዩ ነገሮም። (ዘዳ 13:5-10፣ 1ነገ 18:40) ሎሚ እውን፡ ንትእዛዛት የሆዋ ተጠንቂቕና ብምሕላው፡ እምነትናን ንኣምላኽ ዘሎና ተወፋይነትን ከነርኢ ንኽእል ኢና።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ