ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb22 መስከረም ገጽ 12
  • ስልጠና ዚውሃበሉ ጽቡቕ መገዲ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ስልጠና ዚውሃበሉ ጽቡቕ መገዲ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2003
  • ኤልሳእ ሰረገላታት ሓዊ ርእዩ ንስኻኸ፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2013
  • ናይ ርእሰ-መስዋእትነትን ተኣማንነትን ኣብነት
    መንግስቲ የሆዋ ይእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—1997
  • ሽማግለታት ብኸመይ ከም ዜሰልጥኑ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2015
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
mwb22 መስከረም ገጽ 12
ኤልያስ ንማያት ፈለግ ዮርዳኖስ ብባርኖሱ ገይሩ ብምውቃዕ ኪመቕሎ ኸሎ፡ ኤልሳእ ይርኢ።

ኤልያስ፡ ኤልሳእ እናረኣዮ ተኣምራት ይፍጽም

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ስልጠና ዚውሃበሉ ጽቡቕ መገዲ

[መእተዊ 2 ነገስት ዘርእስታ ቪድዮ ወልዕ።]

ኤልያስ፡ ኤልሳእ እናረኣዮ ተኣምራት ይፍጽም (2ነገ 2:8፣ w15 15/4 13 ¶15፣ ኣብ ገበር ዘላ ስእሊ ርአ)

ኤልሳእ ንእተዋህቦ ስልጠና ብትሕትና ተጠቒሙሉ (2ነገ 2:13, 14፣ w15 15/4 13 ¶16)

ሓደ ሽማግለ፡ ሓደ ሓው መደረ ኺለማመድ ከሎ ይሰምዖ። እቲ ሽማግለ እተገንጸለት ብሮሹር “ምምሃር” ሒዙ።

የሆዋ ንሽማግለታት ኣብ ጉባኤ ንኻልኦት ኬሰልጥኑ ሓላፍነት ሂብዎም እዩ። (2ጢሞ 2:2) ሽማግለታት ስልጠና ኺህቡኻ እንተ ዀይኖም፡ ፍቓደኛን ውፉይን ትሑትን ኩን።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ