ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት ናይ ፈለማ ምብጻሕ ሕቶ፦ ኣምላኽ ጸሎት ይሰምዕ ድዩ፧ ጥቕሲ፦ መዝ 65:2 ንዚቕጽል፦ ብዛዕባ እንታይ ኢና ኽንጽሊ እንኽእል፧ ተመላሊስካ ምብጻሕ ሕቶ፦ ብዛዕባ እንታይ ኢና ኽንጽሊ እንኽእል፧ ጥቕሲ፦ 1ዮሃ 5:14 ንዚቕጽል፦ ኣምላኽ ንጸሎትና ብኸመይ እዩ ዚምልሶ፧