ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb23 ግንቦት ገጽ 2
  • ንኻልኦት ከምቲ የሆዋ ዚርእዮም ጌርካ ርኣዮም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ንኻልኦት ከምቲ የሆዋ ዚርእዮም ጌርካ ርኣዮም
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ‘ብየሆዋ ኣምላኽካ እመን’
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ዮሳፋጥ ኣብ የሆዋ ይውከል
    መጽሓፈይ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ዛንታታት
  • የሆዋ ንዮሳፋጥ ተኸላኸለሉ
    ካብ መጽሓፍ ቅዱስ እትምሃሮ ትምህርቲ
  • ብልብኻ ናብቲ እተጻሕፈ ተቕልብ ዲኻ፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2017
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
mwb23 ግንቦት ገጽ 2

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ንኻልኦት ከምቲ የሆዋ ዚርእዮም ጌርካ ርኣዮም

ንጉስ ዮሳፋጥ ምስ ንጉስ ኣከኣብ ዘይግቡእ ስምምዕ ገይሩ (2ዜና 18:1-3፣ w17.03 24 ¶7)

የሆዋ ንዮሳፋጥ ኪገንሖ፡ ንየሁ ልኢክዎ (2ዜና 19:1, 2)

የሆዋ ነቲ ዮሳፋጥ ዝገበሮ ጽቡቕ ነገር ኣይረስዖን (2ዜና 19:3፣ w15 15/8 11-12 ¶8-9)

ሓደ ሓው ኣዳራሽ መንግስቲ ኣምላኽ ኣብ ክንዲ ዜጽሪ ምስ ኣቦን ወድን ባህ ኢልዎ የዕልል፣ በዚ እተበሳጨወ ሓው ድማ ይርእዮም።

ንርእስኻ ኸምዚ ዚስዕብ ኢልካ ሕተታ፡ ‘ኣብ ዘይፍጽምና ኣሕዋተይን ኣሓተይን ዘይኰነስ፡ ኣብቲ ጽቡቕ ባህርያቶም ድየ ዘተኵር፧’

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ