ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb23 ግንቦት ገጽ 4
  • ‘ብየሆዋ ኣምላኽካ እመን’

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ‘ብየሆዋ ኣምላኽካ እመን’
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ንኻልኦት ከምቲ የሆዋ ዚርእዮም ጌርካ ርኣዮም
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ኣብ የሆዋ ተወከል—መዓስ፧
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ‘ልበይ ወትሩ ኣብኣ ኪኸውን እዩ’
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ለ8 ሰሎሞን ዝሃነጻ ቤተ መቕደስ
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
mwb23 ግንቦት ገጽ 4

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

‘ብየሆዋ ኣምላኽካ እመን’

ዮሳፋጥን ህዝቢ ይሁዳን ምስ ተጠቕዑ፡ የሆዋ ምእንቲ ኺሕግዞም ጸልዮም (2ዜና 20:12, 13፣ w14 15/12 23 ¶8)

የሆዋ ንህዝቡ ኣጸናኒዕዎምን ንጹር መምርሒ ሂብዎምን (2ዜና 20:17)

የሆዋ፡ ህዝቡ ብእኡ ስለ ዝኣመኑ ኣድሒንዎም (2ዜና 20:21, 22, 27፣ w21.11 16 ¶7)

ሓንቲ ንእሽቶ ጕጅለ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ተኣኪባ ኸላ፡ ሰብነቶም ዚከላኸል ድርዕን ኣጽዋር እተዓጥቁን ፖሊስ ሰይሮም ናብቲ ገዛ ይኣትዉ።

ኣብ እዋን ብርቱዕ ጸበባ፡ ጎግ ንህዝቢ ኣምላኽ ኬጥቅዖም ከሎ፡ እቶም ኣብ የሆዋን ኣብቶም ንህዝቡ ኺመርሑ ዝሸሞምን እምነት ዜሕድሩ ዋላ ሓንቲ ዜፍርህ የብሎምን።—2ዜና 20:20።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ