ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb23 መጋቢት ገጽ 6
  • ‘ልበይ ወትሩ ኣብኣ ኪኸውን እዩ’

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ‘ልበይ ወትሩ ኣብኣ ኪኸውን እዩ’
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ‘ብየሆዋ ኣምላኽካ እመን’
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ለ8 ሰሎሞን ዝሃነጻ ቤተ መቕደስ
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • ካብ ጥበባዊ ምኽሪ ተጠቐም
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ካብ ልቦም ብትግሃት ሃነጹ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
mwb23 መጋቢት ገጽ 6

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

‘ልበይ ወትሩ ኣብኣ ኪኸውን እዩ’

የሆዋ ነታ ቤተ መቕደስ ንዕኡ ሓርዩዋ (2ዜና 7:11, 12)

የሆዋ፡ ልቡ ወትሩ ኣብኣ ኸም ዝነበረ ምዝራቡ፡ ምስ ስሙ እተተሓሓዘ ኣብ ቤቱ ዚግበር ነገር ኣዝዩ ኸም ዜገድሶ ዚሕብር እዩ (2ዜና 7:16፣ w02 15/11 5 ¶1)

እቶም ህዝቢ ኣብ ቅድሚ የሆዋ “ብዅሉ ልቦም” ምምልላስ እንተ ገዲፎም፡ የሆዋ እታ ቤተ መቕደስ ክትጠፍእ ከም ዚፈቅድ ተዛሪቡ ነይሩ እዩ (2ዜና 6:14፣ 7:19-21፣ it-2 1077-1078)

ስእልታት፦ ኣምልኾ። 1. ሓደ ሓው ይጽሊ። 2. ሓንቲ ሓብቲ ኣብ ኣኼባ ጉባኤ ትምልስ። 3. ሰብ ሓዳር ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ብሓንሳእ የገልግሉ። 4. ሓደ ሓው ኣዳራሽ መንግስቲ ኣምላኽ የጽሪ። 5. ሓደ ሓው ንሰበይቱን ንኽልተ ደቁን ኣምልኾ ስድራ ቤት ይመራሓሎም። 6. ሓንቲ ሓብቲ መጽሓፍ ቅዱስ ተንብብ። 7. ሓንቲ ሓብቲ ኣብ ውጽኢት ሳጹን ወፈያ ትገብር።

ኣብ እዋን ጽምብል እታ ቤተ መቕደስ፡ እቶም ህዝቢ ወትሩ ልቦም ኣብታ ቤተ መቕደስ ከም ዚኸውን ሓሲቦም ነይሮም ኪዀኑ ይኽእሉ እዮም። እቲ ዜሕዝን ግና፡ እቲ ንየሆዋ ንምምላኽ ዝነበሮም ዉዕዉዕ ስምዒት በብቝሩብ ጠፊኡ እዩ።

ንርእስኻ ኸምዚ ዚስዕብ ኢልካ ሕተታ፡ ‘ልበይ ኣብ ኣምልኾይ ከም ዝዀነ ብኸመይ ከርኢ እኽእል፧’

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ