ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb23 መጋቢት ገጽ 12
  • ካብ ጥበባዊ ምኽሪ ተጠቐም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ካብ ጥበባዊ ምኽሪ ተጠቐም
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ሞገስ ኣምላኽ ኪረክብ ምኸኣለ ነይሩ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2018
  • ምኽሪ እንደሊ ስለምንታይ ኢና፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2025
  • ‘ልበይ ወትሩ ኣብኣ ኪኸውን እዩ’
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ንጉስ ሰሎሞን ዘይጥበባዊ ውሳነ ገይሩ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
mwb23 መጋቢት ገጽ 12

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ካብ ጥበባዊ ምኽሪ ተጠቐም

ሮብዓም ውሳነ ኺገብር ነይርዎ (2ዜና 10:1-4፣ w18.06 13 ¶3)

ሮብዓም ምኽሪ ሓቲቱ ነይሩ (2ዜና 10:6-11፣ w01 1/9 28-29)

ሮብዓም ንጥበባዊ ምኽሪ ስለ ዝነጸጎ፡ ንሱን እቶም ህዝብን ኣብ ጸገም ኣትዮም (2ዜና 10:12-16፣ it-2 768 ¶1)

ኣብ ቤት ምግቢ፡ ሓንቲ መንእሰይ ሓብቲ ንሓንቲ ብዕድመ ዝደፍአት ሓብቲ ጽን ኢላ ትሰምዓ።

ዓበይትን ብመንፈሳዊ ብሱላት ዝዀኑ ክርስትያናትን ብተመክሮ፡ ሓደ ውሳነ እንታይ ውጽኢት ከም ዚህልዎ መብዛሕታኡ ግዜ ኣቐዲሞም ኪግምቱ ይኽእሉ እዮም።—እዮ 12:12።

ንርእስኻ ኸምዚ ዚስዕብ ኢልካ ሕተታ፡ ‘ኣብ ጉባኤይ ጽቡቕ ምኽሪ ኺህበኒ ዝኽእል መን እዩ፧’

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ