ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb23 መጋቢት ገጽ 5
  • ንጉስ ሰሎሞን ዘይጥበባዊ ውሳነ ገይሩ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ንጉስ ሰሎሞን ዘይጥበባዊ ውሳነ ገይሩ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ሰሎሞን ብጥበብ ገዝአ
    መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ መልእኽቲ ሒዙ ኣሎ፧
  • ሰናይ ኣብነት ድዩ ዚዀነካ ወይስ መለበሚ፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2011
  • ‘ብየሆዋ ኣምላኽካ እመን’
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ኣብ እዋን ጭንቂ ምንጪ ምትብባዕ ኩን
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
mwb23 መጋቢት ገጽ 5
ንጉስ ሰሎሞን ብዛዕባ ዚውስኖ ውሳነ የስተንትን። ስእልታት፦ 1. እተዓርደት ከተማ። 2. ኣፍራስን ሰረገላታትን። 3. ክልተ ሰብኡት ንህንጸት ዚኸውን ኣእማን ብትግሃት የዳልዉ።

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ንጉስ ሰሎሞን ዘይጥበባዊ ውሳነ ገይሩ

[መእተዊ 2 ዜና መዋእል ዘርእስታ ቪድዮ ወልዕ።]

ሰሎሞን ካብ ግብጺ ኣፍራስን ሰረገላታትን ኣኪቡ (ዘዳ 17:15, 16፣ 2ዜና 1:14, 17)

ነዞም ሓደስቲ ወተሃደራዊ ኽፍለ ሰራዊት ንምክንኻን፡ ሰባትን ከተማታትን የድልዩ ነይሮም (2ዜና 1:14፣ it-1 174 ¶5፣ 427)

ኣብ መጀመርታ ግዝኣት ሰሎሞን፡ እቶም ህዝቢ በልጺጎም እኳ እንተ ነበሩ፡ ጸኒሑ ግና ጾር ኣኽቢዱሎም ነይሩ፣ ሮብዓም ምስ ነገሰ ድማ ካብቲ ናይ ኣቦኡ ዝገደደ ጾር ስለ ዝኽበደሎም ዓልዮም እዮም። (2ዜና 10:3, 4, 14, 16) ውሳነታትና ወትሩ ሳዕቤን ኣለዎ።—ገላ 6:7።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ