ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb23 ግንቦት ገጽ 6
  • የሆዋ፡ ተባዕ ስጕምቲ ይባርኽ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • የሆዋ፡ ተባዕ ስጕምቲ ይባርኽ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ንየሆዋ ኽንፈርሆ ዘሎና ስለምንታይ ኢና፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2023
  • ትብዓት የሆያዳ
    ካብ መጽሓፍ ቅዱስ እትምሃሮ ትምህርቲ
  • ዮኣስ ብሰንኪ ሕማቕ ዕርክነት ንየሆዋ ሓደጎ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2009
  • ንየሆዋ ምግልጋል ከቢድ ኣይኰነን
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
mwb23 ግንቦት ገጽ 6
ስእልታት፦ 1. የሆያዳን የሆሻብዓትን ነቲ ሕጻን ዝነበረ ዮኣስ ይሓብእዎ። 2. ሊቀ ኻህናት የሆያዳ ነቲ ንእሽቶ ዮኣስ ኣኽሊል ንግስና ይደፍኣሉ።

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

የሆዋ፡ ተባዕ ስጕምቲ ይባርኽ

የሆሻብዓትን ሰብኣያ የሆያዳን ንዮኣስ ብዓታሊያ ኸይቅተል ኣዕቚቦምዎ (2ዜና 22:11, 12፣ w09 1/4 24 ¶1-2)

የሆያዳ ንዮኣስ ኬንግሶ ተባዕ ስጕምቲ ወሲዱ (2ዜና 23:1-11, 14, 15፣ w09 1/4 24 ¶3-5)

የሆያዳ ምስ ነገስታት ኪቕበር ፍሉይ መሰል ረኺቡ (2ዜና 24:15, 16፣ it-1 379 ¶5)

ንምስትንታን ዚኸውን፦ ኣበየናይ መዳይ ኣምልኾ እየ ዝያዳ ትብዓት ኬርኢ ዘሎኒ፧

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ