ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb23 ግንቦት ገጽ 9
  • የሆዋ “ኣቦ ዘኽታማት” እዩ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • የሆዋ “ኣቦ ዘኽታማት” እዩ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ኣብ የሆዋ ኸም እንውከል ዜርኢ ውሳነታት
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ደቅኻ ኣሳልጦ ኺረኽቡ ንምሕጋዝ ስርዓታት መጽሓፍ ቅዱስ ተጠቐም
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • መልሲ እዚ ሕቶታት እዚ ድለ
    መደብ ኣኼባ ወረዳ 2025-2026—ምስ ሓላው ወረዳ
  • “ንመን ከም እተገልግሉ . . . ሕረዩ”
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2025
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
mwb23 ግንቦት ገጽ 9
እቲ ኣብ “ኣተዓባብያኻ ሕማቕ እኳ እንተ ዀነ፡ ንየሆዋ ኸተገልግሎ ትኽእል ኢኻ” ዘርእስታ ዘሎ መንእሰይ ሓው ምስ ሓደ ብሱል ሓው ብሓባር እናገልገሉ የዕልሉ።

ክርስትያናዊ ህይወት

የሆዋ “ኣቦ ዘኽታማት” እዩ

ዓመት ዓመት፡ ብዙሓት መንእሰያት ኣዕሩኽ የሆዋ ኪዀኑ ይመርጹ እዮም። (መዝ 110:3) የሆዋ ንነፍሲ ወከፍኩም ኣጸቢቑ ይሓልየልኩም እዩ። ንዜጋጥመኩም ብድሆታት ይርድኦን ምእንቲ ኸተገልግልዎ ኺሕግዘኩምን ድማ ቃል ኣትዩ እዩ። ብሓደ ወላዲ ትዓቢ እንተ ኣሊኻ፡ የሆዋ “ኣቦ ዘኽታማት” ምዃኑ ኣይትረስዕ።” (መዝ 68:5) ኣብ ቤትካ ዘሎ ዅነታት ብዘየገድስ፡ ብስልጠና የሆዋ ኽትዕወት ትኽእል ኢኻ።—1ጴጥ 5:10።

“ዕዉታት ተጋደልቲ እምነት—ብሓደ ወላዲ ዚዓብዩ” ኻብ ዘርእስታ ቪድዮ እተወስደ። ታሚ ሉድሎ።

ነታ ዕዉታት ተጋደልቲ እምነት—ብሓደ ወላዲ ዚዓብዩ ዘርእስታ ቪድዮ ርኣያ እሞ፡ ድሕሪኡ፡ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት መልሶ፦

  • ካብ ኣብነት ታሚን ቻርለስን ጂሚን እንታይ ንምሃር፧

  • ኣብ መዝሙር 27:10 ነቶም ብሓደ ወላዲ ዚዓብዩ ዚኸውን እንታይ መረጋገጺ እዩ ዘሎ፧

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ