ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb23 ሓምለ ገጽ 4
  • ባህርያት እዝራ ንየሆዋ ኽብሪ ኣምጺኡሉ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ባህርያት እዝራ ንየሆዋ ኽብሪ ኣምጺኡሉ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • እዝራ ሕጊ ኣምላኽ መሃረ
    ካብ መጽሓፍ ቅዱስ እትምሃሮ ትምህርቲ
  • ንፉዕ መምህር ዲኻ፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2002
  • ካብ መጽሓፍ እዝራ ዚጐልሕ ነጥብታት
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2006
  • ኣብ ኣጸጋሚ እዋን፡ ተኣማሚንካ ኽትነብር ትኽእል ኢኻ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2023
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
mwb23 ሓምለ ገጽ 4

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ባህርያት እዝራ ንየሆዋ ኽብሪ ኣምጺኡሉ

እዝራ፡ ቃል ኣምላኽ ንልቡ ኺትንክፎን ንባህርያቱ ኺጸልዎን ፈቒዱ (እዝ 7:10፣ w00 1/10 14 ¶8)

ብእዝራ ኣቢሎም ካልኦት ንጥበብ ኣምላኽ ኣስተብሂሎምሉ (እዝ 7:25፣ si 75 ¶5)

የሆዋ ኸም ዚመርሖን ከም ዜዕቝቦን ይተኣማመን ነይሩ፡ ከመይሲ፡ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ትሑት እዩ ነይሩ (እዝ 8:21-23፣ it-1 1158 ¶4)

ሓደ ኣስራሒ ኣብ ጋራጅ ንሓደ ሓው ብስራሑ ይንእዶ።

እዝራ ጥበብ ኣምላኽ ስለ ዘርኣየ፡ እቲ ንጉስ ከቢድ ሓላፍነት ሂብዎ እዩ። ንሕና እውን ከም እዝራ ብባህርያትና ንየሆዋ ኽብሪ ኸነምጽኣሉ ንኽእል ኢና።

ንርእስኻ ኸምዚ ዚስዕብ ኢልካ ሕተታ፡ ‘ሳላ ኣምላኻዊ ባህርያተይ፡ ዘይኣመንቲ እውን የኽብሩኒ ድዮም፧’

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ