ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb23 ሓምለ ገጽ 8
  • ነህምያ ኸገልግል እምበር፡ ኪግልገል ኣይደለየን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ነህምያ ኸገልግል እምበር፡ ኪግልገል ኣይደለየን
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • “ነቲ እከይ ደኣ ብሰናይ ጌርካ ስዐሮ”
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2007
  • “ዎ ኣምላኸይ፡ ንጽቡቕ ሕሰበለይ”
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2011
  • ካብ መጽሓፍ ነህምያ ዚጐልሕ ነጥብታት
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2006
  • “ጸለኹ”
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
mwb23 ሓምለ ገጽ 8
ነህምያ ምስ ካልኦት እስራኤላውያን ኣብ ዳግመ ህንጸት መካበብያ የሩሳሌም ይዓዪ።

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ነህምያ ኸገልግል እምበር፡ ኪግልገል ኣይደለየን

ነህምያ ንስልጣኑ ንረብሓ ገዛእ ርእሱ ኣይተጠቕመሉን (ነህ 5:14, 15, 17, 18፣ w02 1/11 27 ¶3)

ነህምያ ነቲ ዕዮ ይቈጻጸሮ ጥራይ ዘይኰነስ፡ ኣብኡ ይሳተፍ እውን ነይሩ እዩ (ነህ 5:16፣ w16.09 6 ¶16)

ነህምያ ስለታ ዘርአያ ጥቕሚ ርእሳ እትስውእ ፍቕሪ ኺዝክሮ ንየሆዋ ሓቲትዎ (ነህ 5:19፣ w00 1/2 32)

ነህምያ ኣማሓዳሪ እኳ እንተ ነበረ፡ ፍሉይ ክብሪ ግና ኣይተጸበየን። ንሱ ነቶም ኣብ ጉባኤ ፍሉይ መሰላትን ሓላፍነትን ዘለዎም ሰባት ሰናይ ኣብነት እዩ።

ንርእስኻ ኸምዚ ዚስዕብ ኢልካ ሕተታ፡ ‘ኣብ ክንዲ ኻልኦት ብዛዕባ ዚገብሩለይ፡ ኣነ ብዛዕባ ዝገብረሎም ዝያዳ የገድሰኒ ድዩ፧’

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ