ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb23 ሓምለ ገጽ 12
  • ንየሆዋ ብሕታዊ መስዋእቲ ኣቕሪቦም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ንየሆዋ ብሕታዊ መስዋእቲ ኣቕሪቦም
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ንኣምላኽ ዜሐጕስ መስዋእትታት ምቕራብ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2007
  • ምእንቲ መንግስቲ ኣምላኽ፡ መስዋእትታት ክትከፍል ዲኻ፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2013
  • “እነኹ፡ ልኣኸኒ!”
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
  • ካብ ‘ምስሊ ሓቂ’ ተምሃር
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2012
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
mwb23 ሓምለ ገጽ 12

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ንየሆዋ ብሕታዊ መስዋእቲ ኣቕሪቦም

ስድራ ቤታት ርስተን ሓዲገን ናብ የሩሳሌም ኪግዕዛ ተኣዘዛ (ነህ 11:1፣ w98 15/10 22 ¶13)

እቶም ብፍታዎም ከምዚ ዓይነት መስዋእቲ ዝገበሩ ተባሪኾም (ነህ 11:2፣ w86 15/2 26)

በረኸት የሆዋ፡ ወትሩ ኻብቲ እንኸፍሎ መስዋእቲ ንላዕሊ እዩ (ሚል 3:10፣ w16.04 8 ¶15)

ስእልታት፦ 1. ሰብ ሓዳር ንብረቶም ኣብ ካርቶናትን ኣብ ባልጃን ይጥርንፉ። 2. እቶም ሰብ ሓዳር ኣብ ወጻኢ ሃገር ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ የገልግሉ፣ ንሓንቲ ሰበይቲ ድማ ብስራት መንግስቲ ኣምላኽ ይነግርዋ።

ንርእስኻ ኸምዚ ዚስዕብ ኢልካ ሕተታ፡ ‘ንየሆዋ ኸገልግል ኢለ መስዋእቲ ብምኽፋለይ፡ እንታይ በረኸት ረኺበ፧’

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ