ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb23 መስከረም ገጽ 9
  • ንግጉይ ሓበሬታ ተጠንቀቐሉ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ንግጉይ ሓበሬታ ተጠንቀቐሉ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ከተጸናንዕ ከለኻ ኣብነት ኤሊፋዝ ኣይትስዓብ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ንግጉይ ኣተሓሳስባ ተጻረሮ!
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2005
  • “ንጽህናይ ኣይሓድግን እየ!”
    ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ
  • እዮብ ተጸሚሙ—ንሕናውን ንኽእል ኢና!
    መንግስቲ የሆዋ ይእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—1994
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
mwb23 መስከረም ገጽ 9

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ንግጉይ ሓበሬታ ተጠንቀቐሉ

ኤሊፋዝ ብምኽንያት ዕድሚኡን ድሕረ ባይታኡን ዜተኣማምን ምንጪ ሓበሬታ ዘለዎ እዩ ዚመስል ነይሩ (እዮ 4:1፣ it-1 713 ¶11)

ንሱ ንእዮብ ተስፋ ዜቝርጽ መልእኽቲ እተዛረቦ ብሓይሊ ኣጋንንቲ እዩ (እዮ 4:14-16፣ w05 15/9 26 ¶2)

ኤሊፋዝ ሓቅነት ዘለዎ ዘረባ እኳ እንተ ተዛረበ፡ ኣብ ግጉይ ቦታ እዩ ተጠቒሙሉ (እዮ 4:19፣ w10 15/2 19 ¶5-6)

ሓደ ሓው ናብ ሞባይሉ ይርኢ።

እዛ ናይ ሰይጣን ዓለም፡ ጐዳኢ ዝዀነ ግጉይ ሓበሬታ ብቐጻሊ ትነዝሕ እያ።

ንርእስኻ ኸምዚ ዚስዕብ ኢልካ ሕተታ፦ ‘ንዝረኽቦ ሓበሬታ ግዜ መዲበ እግምግሞ ድየ፧’—mrt 32 ¶13-17።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ