ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb23 ሕዳር ገጽ 4
  • ከተጸናንዕ ከለኻ ኣብነት ኤሊፋዝ ኣይትስዓብ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ከተጸናንዕ ከለኻ ኣብነት ኤሊፋዝ ኣይትስዓብ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ንግጉይ ኣተሓሳስባ ተጻረሮ!
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2005
  • ፍቓድ የሆዋ ገይሮም እዮብ ንጽህንኡ ብምሕላዉ ዓስቢ ረኸበ
    መንግስቲ የሆዋ ይእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—1998
  • ምእንቲ ኻልኦት ምጽላይ ንየሆዋ የሐጕሶ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
  • ሕያውነት ብዝመልኦ ቓላት ኣተባብዕን ኣበራትዕን
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
mwb23 ሕዳር ገጽ 4

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ከተጸናንዕ ከለኻ ኣብነት ኤሊፋዝ ኣይትስዓብ

ኤሊፋዝ ንእዮብ፡ ሰባት ንኣምላኽ ኬሐጕሱ ኸም ዘይክእሉ ነጊርዎ (እዮ 15:14-16፣ w05 15/9 26 ¶4-5)

ኤሊፋዝ፡ እዮብ እኩይ ከም ዝዀነን በዚ ድማ መከራ ይወርዶ ኸም ዘሎን ኣሚቱ (እዮ 15:20)

ቃላት ኤሊፋዝ ንእዮብ ኣየጸናንዖን (እዮ 16:1, 2)

ኤሊፋዝ ናብቲ ብምጕልንጭዋ እተወቕዐ እዮብ ብኣጻብዑ የመልክት፡ እቶም ካልኦት ክልተ ናይ ሓሶት መጸናናዕቲ ድማ ይዕዘቡ።

እቲ ኤሊፋዝ ንእዮብ እተዛረቦ ቓላት፡ ሓሶት እዩ ነይሩ። ከመይሲ፡ የሆዋ ንዕኡ ንምግልጋል እንገብሮ ጻዕሪ ኣኽቢሩ እዩ ዚርእዮ። (መዝ 149:4) ጻድቕ እውን ከይተረፈ ጸገም ኬጋጥሞ ይኽእል እዩ።—መዝ 34:19።

ንምስትንታን ዚኸውን፦ ‘ንእተጨነቑ ኸነጸናንዖም’ እንኽእል ብኸመይ ኢና፧—1ተሰ 5:14፣ w15 15/2 9 ¶16።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ