ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb23 ሕዳር ገጽ 7
  • ‘በቲ ዘሎካ ዕገብ’

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ‘በቲ ዘሎካ ዕገብ’
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ኣይትጨነቑ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
  • ገንዘብ ሱር ኵሉ ኽፍኣት ድዩ፧
    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ
  • መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ ስራሕን ገንዘብን እንታይ ይብል፧
    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!—ኣሳታፊ ትምህርቲ መጽሓፍ ቅዱስ
  • ናይ ዕግበት ‘ምስጢር ትፈልጥዶ፧’
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2025
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
mwb23 ሕዳር ገጽ 7

ክርስትያናዊ ህይወት

‘በቲ ዘሎካ ዕገብ’

ስኡናት እንተ ዄንና፡ መንፈሳውነትና ኺጐድእ ዚኽእል ዝዀነ ይኹን ነገር ክንገብር ክንፍተን ንኽእል ኢና። ንኣብነት፡ ብዙሕ ገንዘብ ዚርከቦ ግናኸ፡ መንፈሳውነትና ኺጐድእ ዚኽእል ነገር ክንገብር ንፍተን ንኸውን፡ እዚ ድማ ነቲ ምስ የሆዋ ዘሎና ርክብ የበላሽዎ እዩ። ብዛዕባ እቲ ኣብ እብራውያን 13:5 ዘሎ ሓሳባት ምስትንታና ኺሕግዘና ይኽእል እዩ።

“ናብራኹም ብዘይ ፍቕሪ ገንዘብ ይኹን”

  • ነቲ ንገንዘብ ዚምልከት ዘሎካ ኣረኣእያ ብጸሎት ሕሰበሉ፣ ንደቅኻ ብኸመይ ሰናይ ኣብነት ከም እትዀኖም እውን ሕሰብ። —g 9/15 6።

“በቲ ዘሎኩም . . . ዕገቡ”

  • ብዛዕባ እቲ ብሓቂ ዜድሊ ነገራት ዘሎካ ኣረኣእያ ምትዕርራይ ግበር።—w16.07 7 ¶1-2።

“ከቶ ኣይክሓድገካን፡ ከቶ እውን ኣይክጥንጥነካን እየ”

  • ንመንግስቲ ኣምላኽ ቀዳምነት ትህብ እንተ ደኣ ዄንካ፡ የሆዋ ንህይወት ዜድሊ ነገራት ከም ዚህበካ ተኣማመን።—w14 15/4 21 ¶17።

ስእልታት፦ “ኣሕዋትና ሰላም ረኺቦም ኣለዉ—ቍጠባዊ ጸገማት እናሃለወ” ኻብ ዘርእስታ ቪድዮ እተወስደ። 1. ሚገል ኣብ ጥቓ እቲ ኣብ ግዳም ዚርከብ ፎርኖ ብሒቝ የብኵዕ። 2. ክዳውንቲ የስታርር። 3. ቅድሚ ናብቲ ዚሰርሓሉ መኽዘን እንዳ ኣቕሑ ምኻዱ ብመስትያት እናርኣየ ፍሽኽ ይብል።

ነታ ኣሕዋትና ሰላም ረኺቦም ኣለዉ—ቍጠባዊ ጸገማት እናሃለወ ዘርእስታ ቪድዮ ርኣያ እሞ፡ ድሕሪኡ፡ ነዛ እትስዕብ ሕቶ መልሳ፦

ካብ ተመክሮ ሚገል ኖቮዋ እንታይ ተማሂርካ፧

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ