ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb23 ሕዳር ገጽ 12
  • ከም ናይ እዮብ ዝበለ ጽቡቕ ስም ኣሎካዶ፧

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ከም ናይ እዮብ ዝበለ ጽቡቕ ስም ኣሎካዶ፧
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • “ብየሆዋ ተስፋ ግበር”
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2022
  • እዮብ ንስም የሆዋ ልዕል ኣበለ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2009
  • መአረምታ እተቐበለ ኣብነታዊ ሰብኣይ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2000
  • “ንጽህናይ ኣይሓድግን እየ!”
    ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
mwb23 ሕዳር ገጽ 12
እዮብ ንሓንቲ ስእንቲ ኣደን ንወዳን ኣብ ኣፍደገ ኸተማ ምግቢ ይህቦም።

እዮብ ንእተጸገሙ ብተኣማንነት የፍቅሮም

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ከም ናይ እዮብ ዝበለ ጽቡቕ ስም ኣሎካዶ፧

እዮብ ኣኽብሮት ጐረባብቱ ረኺቡ (እዮ 29:7-11)

እዮብ ነቶም ጽጉማት ብተኣማንነት የፍቅሮም ነይሩ (እዮ 29:12, 13፣ w02 15/5 22 ¶19፣ ኣብ ገበር ዘላ ስእሊ ርአ)

እዮብ ጽድቅን ፍትሕን ኣርእዩ (እዮ 29:14፣ it-1 655 ¶10)

ስእልታት፦ ሓንቲ መንእሰይ ሓብቲ ንኻልኦት ትሕግዝ። 1. ንሓንቲ ብዕድመ ዝደፍአት ሓብቲ ብሓባር መገዲ ኪኸዳ ኸለዋ ብኢዳ ትድግፋ። 2. ሓንቲ ኻልእ ሓብቲ ስምዒታ ኽትገልጸላ ኸላ ጽን ኢላ ትሰምዓ። 3. ምስ ካልእ ሓብቲ ዄንና ድማ ከልቢ ሒዛ ንእትኸይድ ሰበይቲ ትምስክረላ። 4. ኣብ ገዝኣ ንኣጋይሻ መኣዲ ትዕድሞም።

ጽቡቕ ስም ኣዝዩ ኽቡር እዩ። (w09 1/2 15 ¶3-4) ነዚ ኸኣ፡ ንነዊሕ ግዜ ቕኑዕ ብምግባር ኢና እነጥርዮ።

ንርእስኻ ኸምዚ ዚስዕብ ኢልካ ሕተታ፡ ‘በየናይ ባህርያት እየ ዝፍለጥ፧’

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ