ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • wp21 ቍ. 1 ገጽ 16
  • ኣምላኽ ንጸሎትካ ይሰምዖ ድዩ፧

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ኣምላኽ ንጸሎትካ ይሰምዖ ድዩ፧
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)—2021
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል፧
  • ኣምላኽ ንጸሎትና ይሰምዖ ድዩ፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)—2021
  • ኣምላኽ ክንጽሊ ዚዕድመና ስለምንታይ እዩ፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2015
  • ‘ድሌትኩም ኣብ ኣምላኽ ይፈለጥ’
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2006
  • ፍሉይ መሰል ጸሎት
    መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይምህረና፧
ዝያዳ ርአ
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)—2021
wp21 ቍ. 1 ገጽ 16

ኣምላኽ ንጸሎትካ ይሰምዖ ድዩ፧

ክትጽሊ ኸለኻ፡ ኣምላኽ ብሓቂ ዚሰምዓካዶ ይመስለካ፧

መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል፧

ሓንቲ ሰበይቲ፡ መጽሓፍ ቅዱስ ተንብብ።
  • ኣምላኽ ይሰምዓካ እዩ። መጽሓፍ ቅዱስ፡ “የሆዋ ንዅሎም እቶም ዚጽውዕዎ፡ ንዅሎም እቶም ብሓቂ ዚጽውዕዎ ቐረባኦም እዩ። . . . ኣውያቶም ይሰምዕ” ዚብል መረጋገጺ ሂቡና ኣሎ።—መዝሙር 145:18, 19።

  • ኣምላኽ ናብኡ ኽትጽሊ ይደልየካ እዩ። መጽሓፍ ቅዱስ፡ “ብዛዕባ ዅሉ ነገር ደኣ ልማኖኹም ብጸሎትን ብምህለላን ምስ ምስጋና ኣብ ኣምላኽ ይፈለጥ” ብምባል ይዕድመና እዩ።—ፊልጲ 4:6።

  • ኣምላኽ ብሓቂ ይሓልየልካ እዩ። ኣምላኽ ብዛዕባ ዜጨንቐናን ዜሻቕለናን ነገራት ኣጸቢቑ ይፈልጥ እዩ። ኪሕግዘና ኸኣ ይደሊ እዩ። መጽሓፍ ቅዱስ፡ “ንሱ ይሓልየልኩም እዩ እሞ፡ ንዅሉ ጭንቀትኩም ናብኡ ደርብይዎ” ይብል።—1 ጴጥሮስ 5:7።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ