ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • wp21 ቍ. 2 ገጽ 3
  • ዝሓሸት ዓለም ተድልየና እያ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ዝሓሸት ዓለም ተድልየና እያ
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)—2021
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ ለበዳ እንታይ ይብል፧
    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ
  • ግጭት መዓስ እዩ ደው ዜብል፧—መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል፧
    ተወሳኺ ርእሰ ነገራት
  • ባህርያዊ ሓደጋታት ዚበዝሕ ዘሎ ስለምንታይ እዩ፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2011
  • ሩስያ ንዩክረይን ወሪራታ
    ተወሳኺ ርእሰ ነገራት
ዝያዳ ርአ
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)—2021
wp21 ቍ. 2 ገጽ 3
ሓደ ሰብኣይ ዜጨንቕ ዜና ኻብ ምርኣይ ገጹ ይመልስ። ብጸብጻባት ውግእ፡ ሕማም፡ ድኽነት፡ ህውከት ከምኡ እውን ካልእ ብዙሕ ዜጨንቕ ነገራት ዓቕሉ ይጸብቦ።

ዝሓሸት ዓለም ተድልየና እያ

ዋና ጸሓፊ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዝዀነ ኣንቶኒዮ ጉተረስ፡ “ሕንፍሽፍሽ ኣብ ዝመልኣ ዓለም ኢና እንነብር ዘለና” ኢሉ ኣሎ። ንስኻኸ በዚ ኣይትሰማማዕንዶ፧

እንሰምዖ ዜና ኣዝዩ ዜጨንቕ ጸብጻብ ዝሓዘ እዩ

  • ሕማምን ለበዳን

  • ባህርያዊ ሓደጋ

  • ድኽነትን ጥሜትን

  • ብከላን ምውሳኽ ሙቐት ዓለምን

  • ገበንን ዓመጻን ብልሽውናን

  • ውግእ

ናይ ብሓቂ እምበኣር ዝሓሸት ዓለም ተድልየና እያ። እታ እንጽበያ ዓለም ነዚ ዚስዕብ ዘማልአት ክትከውን ኣለዋ፦

  • ፍጹም ጥዕና

  • ድሕንነትን ውሕስነትን

  • ኣኺሉ ዚተርፍ እኽሊ

  • ጽሩይን ጥዑይን ኣከባቢ

  • ፍትሒ

  • ዓለምለኻዊ ሰላም

ዝሓሸት ዓለም ክንብል ከለና እንታይ ማለትና ኢና፧

እዛ እንነብረላ ዘለና ዓለም እንታይ ክትከውን እያ፧

ኣብታ ዝሓሸት ዓለም ክንነብር እንታይ ክንገብር ንኽእል፧

እዛ ሕታም ግምቢ ዘብዐኛ፡ ነዝን ምስ እዚ እተተሓሓዘ ኻልእ ሕቶታትን ካብ መጽሓፍ ቅዱስ ዜጸናንዕ መልሲ ኽትህብ እያ።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ