ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • wp22 ቍ. 1 ገጽ 16
  • ግዳያት ጽልኢ ፈቐዶኡ ኣለዉ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ግዳያት ጽልኢ ፈቐዶኡ ኣለዉ
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)—2022
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ንጽልኢ ኽንስዕሮ ንኽእል ኢና!
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)—2022
  • ዘየቋርጽ ዓንኬል ጽልኢ ዘሎ ስለምንታይ እዩ፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)—2022
  • ስለምንታይ እዩ ጽልኢ ኣመና በዚሑ ዘሎ፧—መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል፧
    ተወሳኺ ርእሰ ነገራት
  • ጽልኢ ካብ ሱሩ ክጠፍኣሉ ዝኽእል እንኮ መገዲ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2000
ዝያዳ ርአ
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)—2022
wp22 ቍ. 1 ገጽ 16
ዋና ሓደ እተዘረፈ ድኳን ነቲ እተሰብረ መስኰት እናጠመተ፡ ሰራሕተኛታቱ ነቲ እተሰባበረ ቬትሮ የጸራርዩ።

ግዳያት ጽልኢ ፈቐዶኡ ኣለዉ

ደቂ ሰብ ብለበዳ ጽልኢ ተጠቒዖም ኣለዉ።

ማዕከናት ዜናን መራኸቢ ብዙሓንን ብዛዕባ እቲ እናወሰኸ ዚኸይድ ዘሎ ብጽልኢ ዚዝረብ ዘረባን ብጽልኢ ዚልኣኽ መልእኽትታትን ብጽልኢ ዚግበር ገበናትን ይጽብጽብ ኣሎ። ኣብ ርእሲ እዚ እውን፡ ማእለያ ዘይብሉ ኣቐዲምካ ፍርድን ላግጽን ጸርፍን ምፍርራህን ግብረ ጸይቅን ኣሎ። ኣብ ፈቐዶኡ ዓዲ፡ ሰባት ስብእናኦም ይቕንጠጥ፡ ግዳያት ጽልኢ እውን ይዀኑ ኣለዉ!

እዛ መጽሔት እዚኣ፡ ዓንኬል ጽልኢ ብኸመይ ከም ዚስበር ትሕብር። እዚ ሕልሚ ኣይኰነን። የግዳስ፡ ኣብ ብዘላ ዓለም ዚፍጸም ዘሎ ናይ ሓቅን ነባርን ለውጢ እዩ።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ