ዓንኬል ጽልኢ ብኸመይ ይስበር፧
ቃል ኣምላኽ፡ ማለት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ንሰባት ዝሓሹ ኪዀኑ ይሕግዞም እዩ። (እብራውያን 4:12) ኣዝዮም ብዙሓት ሰባት ሳላ እቲ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዚርከብ ትምህርቲ ንጽልኢ ኼሰንፉ ኽኢሎም እዮም። ዓንኬል ጽልኢ ኺሰብሩ ዝሓገዞም ኣርባዕተ መጽሓፍ ቅዱሳዊ ስርዓታት እስከ ንርአ።
ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።
እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።