ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • w23 ሚያዝያ ገጽ 32
  • ምኽሪ መጽናዕቲ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ምኽሪ መጽናዕቲ
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2023
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ካብቲ ኣብ መሐበሪ ምርምር ናይ የሆዋ መሰኻኽር ዚርከብ ንፍቕድታት መጽሓፍ ቅዱስ እተዋህበ መግለጺታት ትጥቀምዶ ኣለኻ፧
  • ንጀይ ዳብሊው ላይብረሪ ትጥቀመሉዶ ኣሎኻ፧
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
  • ሓዳስ ንዋት ምርምር
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2014
  • ምኽሪ መጽናዕቲ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2023
  • ናውቲ ምርምር ብምጥቃም
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
ዝያዳ ርአ
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2023
w23 ሚያዝያ ገጽ 32

ምኽሪ መጽናዕቲ

ካብቲ ኣብ መሐበሪ ምርምር ናይ የሆዋ መሰኻኽር ዚርከብ ንፍቕድታት መጽሓፍ ቅዱስ እተዋህበ መግለጺታት ትጥቀምዶ ኣለኻ፧

እዚ መግለጺታት እዚ ኣብ ቃል ኣምላኽ ኣዕሚቝካ ኽትኵዕት ይሕግዘካ እዩ። ብዛዕባ ታሪኻዊ ድሕረ ባይታ ፍቕድታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ስለምንታይ ከም እተጻሕፈ፡ ንመን ከም ዚምልከት፡ ወይ ብዛዕባ ትርጉም ገሊኡ ቓላት ወይ ሓረጋት ይገልጽ እዩ።

ኣብ ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ ዀነ ኣብ JW Library® ኻብ ዚርከብ ፍቕድታት መጽሓፍ ቅዱስ ናብ መሐበሪ ምርምር ብቐጥታ ኽትኣቱ ትኽእል ኢኻ። ነዚ መወከሲታት እዚ ንምርካብ፡ ካብ መጽሓፍ ቅዱስ ሓደ ምዕራፍ ድሕሪ ምኽፋትካ፡ ኣብቲ መጽናዕታዊ ኽፋል ዚብሃል ሸነኽ ርአ።

ነዚ መወከሲታት እዚ ኽትጥቀም ከለኻ፡ ነቲ እተሓትመሉ ዕለት ኣቕልበሉ። እቲ ሓደስቲ ዓንቀጻት ኣብ ላዕሊ እዩ ዚወጽእ። እቲ ኣብ ታሕቲ ዚርከብ ናይ ቀደም ዓንቀጻት፡ ካብኡ ንደሓር ዝነጸረ ርድኢት ወጺኡሉ ኪኸውን ይኽእል እዩ።

  • ኣብ መሐበሪ ምርምር ዘሎ መወከሲ ፍቕድታት፡ እቲ ሓበሬታ ምስ ተፈነወ ብኡብኡ ኣብ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ ኺርከብ ይከኣል እዩ።

  • ኣብ JW Library ዘሎ መወከሲ ፍቕድታት ምእንቲ ኺዓዪ፡ መሐበሪ ምርምር ጽዓን፣ ኪዝምን ከሎ እውን ኣራግፎ። ከምኡ ንምግባር ድማ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ሓደ ምዕራፍ ድሕሪ ምኽፋትካ፡ ኣብ ላዕለዋይ ሸነኽ መጽናዕታዊ ኽፋል ጠውቕ።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ