ነዚ ዚስዕብ ሓሲብካሉ ትፈልጥዶ፧
ሰባት ሰላም ዚደልዩ ኽነሶም፡ ስለምንታይ እዩ ውግእ በዚሑ፧
ዓመጻ ኣብ ዝመልኣ ዓለም፡ ናይ ሓቂ ሰላም ከተስተማቕር ዚከኣል ድዩ፧
ውግእ ዘይብሉ ግዜስ ይመጽእዶ ይኸውን፧
መጽሓፍ ቅዱስ ዚህቦ መልሲ የገርመካ ይኸውን፡ ከም ዜጸናንዓካ ግና ርግጸኛታት ኢና።
ብዛዕባ እቲ መጽሓፍ ቅዱስ ኣገዳሲ ርእሰ ነገር ዝብሎ፡ ስለምንታይ ባዕልኻ ዘይትምርምር፧ ካብዛ ሕታም ግምቢ ዘብዐኛ ብዝያዳ ፍለጥ።