ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mrt ዓንቀጽ 108
  • የሱስ ንድኽነት መወዳእታ ኺገብረሉ እዩ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • የሱስ ንድኽነት መወዳእታ ኺገብረሉ እዩ
  • ተወሳኺ ርእሰ ነገራት
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • የሱስ ንውግእ መወዳእታ ኺገብረሉ እዩ
    ተወሳኺ ርእሰ ነገራት
  • ኣብነት የሱስ ስዓብ ንድኻታት ከኣ ሕለየሎም
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2006
  • የሱስ ንገበን መወዳእታ ኺገብረሉ እዩ
    ተወሳኺ ርእሰ ነገራት
  • ንመን ኢኻ ኽትኣምኖ እትኽእል፧—መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል፧
    ተወሳኺ ርእሰ ነገራት
ዝያዳ ርአ
ተወሳኺ ርእሰ ነገራት
mrt ዓንቀጽ 108
እተዘርግሓ ኣእዳው ናይ ሓደ ዚልምን ዘሎ ሰብ።

panitan/stock.adobe.com

የሱስ ንድኽነት መወዳእታ ኺገብረሉ እዩ

የሱስ ኣብ ምድሪ ኸሎ ንደቂ ሰብ ብፍላይ ከኣ ንድኻታትን ንእተሸገሩን ዝነበረቶ ዓባይ ፍቕሪ ኣርእዩ እዩ። (ማቴዎስ 9:36) ሕሉፍ ሓሊፉ ኸኣ ንጥቕሚ ኻልኦት ኪብል ህይወቱ ሰዊኡ እዩ። (ማቴዎስ 20:28፣ ዮሃንስ 15:13) ኣብ ቀረባ ግዜ እውን እዛ ፍቕሪ እዚኣ፡ ነቲ ኸም ንጉስ መንግስቲ ኣምላኽ መጠን ዘለዎ ስልጣን ተጠቒሙ ንድኽነት ኣብ ብዘላ ምድሪ መወዳእታ ኺገብረሉ ኸተለዓዕሎ እያ።

መጽሓፍ ቅዱስ ብዜጸናንዕ ቃላት ገይሩ የሱስ እንታይ ከም ዚገብር ይሕብረና፦

  • “ነቶም ኣብ መንጎ ህዝብኻ ዘለዉ ትሑታት ይጣበቐሎም፣ ንደቂ ድኻ ድማ የድሕኖም።”—መዝሙር 72:4።

ነቲ የሱስ ዝገበረልናን ነቲ ብሕጂ ዚገብረልናን ዘሎና ሞሳ ብኸመይ ነርኢ፧ ብዛዕባ እቲ ንሱ ዚሰብኮ ዝነበረ መልእኽቲ፡ ማለት ብዛዕባ “ብስራት መንግስቲ ኣምላኽ” ብዝያዳ ብምፍላጥ እዩ። (ሉቃስ 4:43) ከምኡ ንምግባር፡ ነታ “መንግስቲ ኣምላኽ እንታይ እያ፧” ዘርእስታ ዓንቀጽ ኣንብባ።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ