ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mrt ዓንቀጽ 109
  • የሱስ ንገበን መወዳእታ ኺገብረሉ እዩ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • የሱስ ንገበን መወዳእታ ኺገብረሉ እዩ
  • ተወሳኺ ርእሰ ነገራት
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • የሱስ ንድኽነት መወዳእታ ኺገብረሉ እዩ
    ተወሳኺ ርእሰ ነገራት
  • የሱስ ንውግእ መወዳእታ ኺገብረሉ እዩ
    ተወሳኺ ርእሰ ነገራት
  • ንመን ኢኻ ኽትኣምኖ እትኽእል፧—መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል፧
    ተወሳኺ ርእሰ ነገራት
  • ኣብ ብዘላ ዓለም ጥሕሰት ሕጊ ይበዝሕ ኣሎ—መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል፧
    ተወሳኺ ርእሰ ነገራት
ዝያዳ ርአ
ተወሳኺ ርእሰ ነገራት
mrt ዓንቀጽ 109
ሓደ ገበነኛ ንሓንቲ በይና እትኸይድ ዘላ ሰበይቲ ይከታተላ። እታ ሰበይቲ ድማ እቲ ገበነኛ ኺከታተላ ስለ ዝረኣየቶ፡ ሓገዝ ንምርካብ ብሞባይላ ትድውል።

alfa27/stock.adobe.com

የሱስ ንገበን መወዳእታ ኺገብረሉ እዩ

የሱስ፡ ገበንን ዘይፍትሓውነትን ዜስዕቦ ስቓይ ተመኪርዎ እዩ። ብሓሶት ተኸሲሱ፡ ብዘይ ሕጋዊ መገዲ ተወቒዑ፡ ምጕዳል ፍትሒ ኣጋጢምዎ፡ ብጌጋ ተፈሪዱ፡ ኣብ መወዳእታ ድማ ብዜሳቒ መገዲ ተቐቲሉ እዩ። ንጹህ እኳ እንተ ነበረ፡ ብወለንታን ብፍታውን “ህይወቱ ምእንቲ ብዙሓት በጃ” ሰዊኡ እዩ። (ማቴዎስ 20:28፣ ዮሃንስ 15:13) ከም ንጉስ መንግስቲ ኣምላኽ መጠን ከኣ ኣብ ቀረባ ግዜ ኣብ ምልእቲ ምድሪ ፍትሒ ኼስፍን፣ ንገበን እውን ሓንሳእን ንሓዋሩን ኬጥፍኦ እዩ።—ኢሳይያስ 42:3።

መጽሓፍ ቅዱስ፡ የሱስ ስጕምቲ ምስ ወሰደ፡ ዓለም ከመይ ከም እትመስል ይገልጽ፦

  • “እኩያት ኣይኪህልዉን እዮም፣ ኣብቲ ዝነበሩሉ ኽትደልዮም ኢኻ፣ ኣብኡ እውን ኣይኪህልዉን እዮም። ዓቃላት ግና ንምድሪ ኺርስተይዋ እዮም፣ ብብዝሒ ሰላም ከኣ ኣዝዩ ደስ ኪብሎም እዩ።”—መዝሙር 37:10, 11።

ነቲ የሱስ ዝገበረልናን ነቲ ብሕጂ ዚገብረልናን ዘሎና ሞሳ ብኸመይ ነርኢ፧ ብዛዕባ እቲ ንሱ ዚሰብኮ ዝነበረ መልእኽቲ፡ ማለት ብዛዕባ “ብስራት መንግስቲ ኣምላኽ” ብዝያዳ ብምፍላጥ እዩ። (ሉቃስ 4:43) ከምኡ ንምግባር፡ ነታ “መንግስቲ ኣምላኽ እንታይ እያ፧” ዘርእስታ ዓንቀጽ ኣንብባ።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ