እግረ ጽሑፍ
b ኢሳይያስ ነቶም ኣብቲ እስራኤላውያን ዜቕርብዎ ኣምልኾ ውሱን ተሳትፎ ዝነበሮም ብግዜኡ ዝነበሩ ስሉባት ተነብዩሎም እዩ። እቶም ስሉባት እዙዛት ብምዃኖም፡ ኣብ ቤት ኣምላኽ፡ “ካብ ኣወዳትን ኣዋልድን ዚበልጽ . . . ዘለኣለማዊ ስም” ከም ዚረኽቡ ተነበየ።—ኢሳ. 56:4, 5።